Fana: At a Speed of Life!

ንኢትዮጵያ ብምውካል ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ኣይ ሲ ቲ ሁዋዌ ዝተሳተፉ ተምሃሮ ሳልሳይ ደረጃ ሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያ ብምውካል ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ኣይ ሲ ቲ ሁዋዌ ዝተሳተፉ ተምሃሮ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሮም ዛዚሞም።

እቲ ውድድር ካብ 16 ክሳብ 20 ግንቦት 2015 ዓ.ም ኣብ ቻይና ዝተኻየደ እንትኸውን፥ ኣብቲ ውድድር ካብ 36 ሃገራት ዝተውፃእፅኡ 146 ጉጅለታት ተሳቲፎም።

ብኢኖቬሽን ትራክ ዝተወዳደሩ ኢትዮጵያውያን ተምሃሮ ናይ ባዕሎም ምህዞ ብምሓዝ ቀሪቦም።

እቲ ምህዞኦም “ክላሲፋየር ፊደላት ግእዝ” ዝብል ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ስለዝኾነ ኢትዮጵያ ብምውካል ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ኣይ ሲ ቲ ሁዋዌ ዝተሳተፉ ተምሃሮ ሳልሳይ ደረጃ ብምሓዝ ውድድሮም  ዛዚሞም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.