Fana: At a Speed of Life!

ምድብ ድልድል ርብዒ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምድብ ድልድል ርብዒ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ 2023/24 ዕላዊ ኮይኑ።

ብመሰረት እቲ ድልድል ኤሲ ሚላን ምስ ሮማ ክራኸባ ኢየን፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ ሊቨርፑል ምስ ኣታላንታ÷ ባየርሊቨርኩሰን ምስ ዌስትሃም ዩናይትድ ፀወተአን ክገብራ ኢየን፡፡

ብካሊእ መዳይ ቤኔፊካ ምስ ኦሎምፒክ ማርሴ ከምዝተደልደላ ዝወፅአ መርሃ ግብሪ የመላኽት፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.