Fana: At a Speed of Life!

ድልድል ርብዒ ፍፃመ ውድድር ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 6 መጋቢት፣ 2016(ኤፍ ቢ ሲ)ድልድል ርብዒ ፍፃመ ውድድር ቻምፒዮንስ ሊግ ኣውሮፓ ዕላዊ ኮይኑ።

ብመሰረት እዚ፡-

ኣርሰናል ምስ ባየር ሙኒክ

ኣትሌቲኮ ማድሪድ ምስ ቦርሺያ ዶርትመንድ

ሪያል ማድሪድ ምስ ማንቸስተር ሲቲ

ፓሪሰንት ዠርሜይን ምስ ባርሴሎና ኣብቲ ውድድር ርብዒ ፍፃማ ክራኸባ ኢየን።

ቀዳማይ እግሪ ፀወታ 9 ን 10 ሚያዚያ ዝካየድ እንትኸውን፥ 16ን 17ን ሚያዝያ ድማ ናይ መልሲ ፀወተአን ከካይዳ እየን።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.