Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ናብ ህዋ ዘወንጨፈተን ሳተላይታት ልኡኸን ብዕውት ኩነታት ምዝዛመን ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ናብ ህዋ ዘወንጨፈተን ሳተላይታት ልኡኸን ብዕውት ኩነታት ምዝዛመን ኢንስቲትዩት ስፔስ ሳይንስን ጂኦስፓሻልን ገሊፁ።

ኢትዮጵያ ETRSS-02 ብዝብል ስያመ ዝተውሃባ ሳልሰይቲ ሳተላይት ኣብ ውሽጢ ክልተ ዓማውቲ ንምውንጫፍ ኣብ ምድላው ከምዘላ እቲ ኢንስቲትዩት ሓቢሩ።

ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ኣብዲሳ ይልማ፥ መንግስቲ ምውንጫፍ ሳልሰይቲ ሳተላይት ዝጠመተ መፅናዕቲ ኣዋፃኣይነት ፋይናንስን ኢኮኖሚን ምግባሩ ገሊፆም።

ጨረታ እታ ሳተላይት ዝምልከት ሓበሬታ መንግስቲ ኣብ ውሽጢ ስርዓት ዕድጊት ኤሌክትሮኒክስ ንክኣቲ ከምዝተገበረን ኣብ ዝቕፅሉ ኣዋርሕ ዓለም ለኸ ጨረታ ከምዝወፅእ ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.