Fana: At a Speed of Life!

ልምዓት ኮሪደር ከተማ ኣዲስ ኣባባ ብሓዱሽ ባህሊ ስራሕ ብዝተወደበ መልክዑ ይቕፅል ኣሎ – ኣይተ ጥራቱ በየነ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልምዓት ኮሪደር ከተማ ኣዲስ ኣባባ ብሓዱሽ ባህሊ ስራሕ ብዝተወደበ መልክዑ እናቐፀለ ምዃኑ ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ሓላፊ ቢሮ ስራሕን ክእለትን እታ ከተማ ኣይተ ጥራቱ በየነ ገሊፆም።

ልምዓት ኮሪደር ኣዲስ ኣበባ ምንቅስቓስ ኢኮኖሚ፣ ኢንቨስትመንትን ቱሪዝምን ኣብ ምቅልጣፍ ዓብዪ ትርጉም ዘለዎ ከምዝኾነ ኣብሪሆም፡፡

ብምዃኑ ድማ ምውጋን እቲ ፕሮጀክት ክረምቲ እንተይኣተወ ንምዝዛም እናተሰርሐ ከምዝኾነ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣፍሊጡ።

ኣይተ ጥራቱ በየነ፥ ብሓሙሽተ ኣንፈታት እናተወገነ ዝርከብ ልምዓት ኮሪደር ብዝተዋደደን ዝተቐላጠፈን መልክዑ ከምዝቐፀለ ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.