Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

June 2021

500 ናይ ሕሶት በዓለ ክልተ ሚኢቲ ኖት ብር ሒዞም ዝተረኸቡ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ልደታ ናይ ሕሶት ኖ ብር ሒዞም ዝተረኸቡ ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም፡፡ ኣባላት ምክትል ዳይሬክተሬት ፖሊስ ዘፈር ኢንተለጀንስ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ብዝገበሩዎ ጥንኩር ምክትታል ኣብ ከተማ…

ካብ ዞባ መተከል ተመዛቢሎም ዝነበሩ ልዕሊ 50 ሺሕ ዜጋታት ኣብ 4 ማእኸላት ምንባር ጀሚሮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዞባ መተከል ተመዛቢሎም ዝነበሩ ልዕሊ 50 ሺሕ ዜጋታት ይነብሩሉ ናብ ዝነበረ ማእኸል ወረዳ ከምዝተመለሱ ተገሊፁ፡፡ እቶም ተመዛቢሎም ዝነበሩ ልዕሊ 50 ሺሕ ዜጋታት ይነብሩሉ ኣብ ዝነበሩ ወረዳ ኣብ ዝተመሩ ማእኸላት ከምዝተመለሱ ጉጅለ ክትትልን…

ኣብ ክልል ሃረሪ መርሃ ግብሪ ኣገልግሎት ክረምታዊ ወለንታ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ መርሃ ግብሪ ኣገልግሎት ክረምታዊ ወለንታ ብዕሊ ተጀሚሩ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ፣ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ወይዘሮ ሚስራ ዓብደላን ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽ እቲ ክልል ወይዘሮ ኣዲስኣለም…

በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ክዳን መስመር ፈሳሲ እታ ከተማ ካብ ፕላስቲክ ብዝተሰርሐ ክዳን ክቕይር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መዚ ማይን ፈሳሲን ኣዲስ ኣበባ ቅድሚ ሕዚ እናተጠቐመሉ ዝነበረ ሓፂን ክዳን መስመር ፈሳሲ እታ ከተማ ካብ ፕላስቲክ ብዝተሰርሐ ክዳን ክቕይር ኢዩ። ስለዝኾነ ድማ እቲ በዓል መዚ ዓለም ለኸ ጨረታ ብምውፃእ ብ20 ሚሊየን ብር ወፃአ 4 ሺሕን…

መበል 24 ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ቃላያት ናይል ኢኳሪያል ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሓዊሱ ትሽዓተ ሃገራት ዝተኻተታሉ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ቃላያት ናይል ኢኳሪያል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ። ኢትዮጵያ ንሓደ ዓመት ዝኣክል ብኣዶ መንበርነት እናመርሐቶ ዝፀንሐት ምትሕብባር ልምዓት እቲ ዞባ ነተን ሃገራት ዘተኣሳስሩ…

ኣብ ክልል ግራይ ዝተኣወጀ በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ኢትዮጵያ ንዘንፀላለዋ ናይ ስግኣት ክትዳሎ ስለዝግባኣ ዝተወሰነ ኢዩ – ሌ/ጀ ባጫ ደበሌ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ክልል ግራይ ዝተኣወጀ በይናዊ ምቁራፅ ተኹሲ ኢትዮጵያ ንዘንፀላለዋ ናይ ስግኣት ክትዳሎ ስለዝግባኣ ዝተወሰነ ከምዝኾነ ዋና መተሓባበሪ ህንፀት ሰራዊ ምክልኻል ፌዴሪኢ ሌተናል ጀነራል ባጫ ደበሌ ገሊፆም። ሌተናል ጀኔራል ባጫ ደበሌን…

ዝተፈላለያ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ዝኣወጀቶ ቅዋም ምቁራፅ ተኹሲ ዝበረታታዕ ከምዝኾነ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ሃገራትን ዓለም ለኸ ትካላትን ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ዝወሰደቶ ስጉምቲ ምቁራፅ ተኹሲ ዝበረታታዕ ከምዝኾነ ገሊፀን። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ነቲ ጉዳይ ኣመልኪቱ ኣብ ዘውፀኦመግለፂ፥ መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ዝወሰዶ…

ኢትዮጵያን ሉክዘምበርግን ተደራራቢ ቀረፅ ንምትራፍ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪመን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሉክዘምበርግን ተደራራቢ ቀረፅ ንምትራፍ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቤልጂም ሂሩት ዘመነን ሚኒስትር ገንዘብ ሉግዘምበርግ ፒዬር ግራሜግናን ተፈራሪሞምዎ፡፡ ክልቲአን ሃገራት ምትሕብባረን…

ሓንቲ ኣደ ሰለስተ ዕሸላት ብሰላም ተገላጊለን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ወረዳ ሸብል በረንታ ዝነብራ ወይዘሮ ካሳነሽ ኣያሌው ሰለስተ ዕሸላት ብሰላም ተገላጊለን፡፡ እተን ኣደ ትማሊ ኣብ ቀዳማይ ብርኪ ሆስፒታል የእድ ውሃ ሓደ ወዲ ተባዕታይን ክልተ ደቂ ኣንስትዮን ኢየን ብሰላመ ተገላጊል ዘለዋ፡፡…

ጃይካ ፍርያት ቆርበት ኢትዮጵያ ኣብ ዕዳጋ ኣሜሪካን ኣውሮፓን ዘለዎም ተቐባልነት ንምውሳኽ ሓገዝ ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ሰነ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ጃፓን (ጃይካ) ፍርያት ቆርበት ኢትዮጵያ ኣብ ዕዳጋ ኣሜሪካን ኣውሮፓን ዘለዎም ተቐባልነት ንምውሳኽ ሓገዝ ይገብር ኣሎ። እዙይ ንምሕጋዝ እውን ንሓደ ፋብሪካ ጫማን ሓሙሽተ ኣፍረይቲ ቦርሳ ቆርበትን ቴክኒካዊ ሓገዝ ስልጠና…