Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

February 2024

ኢንዱስትሪ ነዳዲ ዓለም ለኸ ድልየት ንምምላእ 14 ትሪሊየን ዶላር ከምዘድልዮ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንዱስትሪ ነዳዲ ዓለም ለኸ ድልየት ክሳብ 2045 ዓ.ም.ፈ ንምምላእ 14 ትሪሊየን ዶላር ኢንቨስትመንት ከምዘድልዮ ትካል ሃገራት ለኣኺ ነዳዲ (ኦፔክ)  ገሊፁ። ዋና ፀሓፊ እቲ ትካል ሃይታም ኣል ጋይስ፥ ዓለም ለኸ ደልየት ነዳዲ ይውስኽ ከምዘሎ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ኬኒያ ዝነበሮም ፃንሒት ዛዚሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን  ኣብ ኬኒያ ዝነበሮም ፃንሒት ዛዚሞም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ፖል ፖግባ ካብ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ን4 ዓመታት ተኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖል ፖግባ ብምኽኒያት ምጥቃም “ዶፒንግ” ካብ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ን4 ዓመታት ተኣጊዱ። እቲ ፈረንሳያዊ ተፃዋትቲ፥ ዘተባብዕ ንጥረ ነገር ምውሳዱ ብምርግጋፁ ኢዩ ካብ ዝኾነ ይኹን ዓለም ለኸ ፀወታ ኩዕሶ እግሪ ተኣጊዱ። ብመሰረት እዚ ክሳብ…

ኣሰራርሓ ዲጂታል ብምዝርጋሕ ኣገልግሎታት ቅልጣፈ ንክህልዎም ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰራርሓ ዲጂታል ብምዝርጋሕ ኣገልግሎታት ቅልጣፈ ንክህልዎም ይስራሕ ከምዘሎ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ። ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂንን ትካል ተራድኦ ጀርመንን ኣብ ፕሮጀክት ኢንቨስትመንትን ቢዝነስን ዘሰናደአዎ ኮንፈረንስ ዲጂታል…

ዩኒሴፍ ኣብ ስራሕቲ ልምዓትን ሰብኣዊነትን ኢትዮጵያ ደገፍ ንምግባር ድልው ከምዝኾነ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስተር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ትካል ሰብኣዊ ሓገዝን ቀረበን ህፃናት ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ዩኒሴፍ )  ኢድዋርድ ቻይበን ዘቲዮም። ኣብ እዋናዊ ኩነታት ልምዓትን ሰብኣዊ ሓገዝን ኢትዮጵያ ጠመተ ዝገበረ ዘተ ከምዝገበሩ…

ኢትዮጵያን ኬንያን ሰላምን ድሕንነትን እዚ ቀጣና ንምርግጋፅ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ዘቲየን-ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኬንያን ሰላምን ድሕንነትን እዚ ቀጣና ንምርግጋፅ ኣብ ዘኽእል ኩነታት ዘቲየን ክብሉ ሚኒስተር ኣገለግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ኬኒያ ዘሳለጥዎ ዑደት ጠሚቱ ኣብ…

ሓባረዊ ግብረ ሓይሊ በዓል ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንምኽባር ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ከምዝተዛዘመ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓባረዊ ግብረ ሓይሊ መበል 128 በዓል ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ንምኽባር ዝግበር ምንቅስቓስ ፍፁም ሰላማዊ ንክኾን ኣድላዪ ቅድመ ምድላው ብምዝዛም ናብ ተግባራዊ ስራሕ ከምዝተኣተወ ኣፍሊጡ። ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን 23 ለካቲት 2016…

ኢትዮጵያን ኬንያን ዝነበረን ዝፀንሐ ርክብ ዘጠናኽር ስራሕ ይስራሕ ኣሎ – ኣምባሳደር ባጫ ደበሌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኬንያን ዝነበረን ዝፀንሐ ርክብ ዘጠናኽር ስራሕ ብመንግስቲ ይስራሕ ኣሎ ከብሉ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬኒያ ባጫ ደበሌ ተዛሪቦም። ክልቲአን ሃገራት ነዊሕ እዋን ዘለዎ ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ከምዘለወን ብምግላፅ፥ እቲ ርክብ ክሳብ ወተሃደራዊ…

ቢሮ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 658 መምህራን ቅድመ ቀዳማይ ብርኪ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትምህርቲ ኣዲስ ኣበባ ዘሰልጠኖም 1 ሺሕን 658 መምህራን ቅድመ ቀዳማይ ብርኪ ኣመሪቑ። እቶም ተመረቕቲ ኣብ ትካላት መሰልጠኒ መምህራን ደብረብርሃንን ኣሰላን ንክልተ ዓመታት ዝሰልጠኑ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ። ብስርዓተ ትምህርቲ ኣምሓርኛን ኣፋን…

እዋናዊ ኩነታት ክልል ኣምሓራ ብምግንዛብ ሰብ ሃፍቲ ሰላም ንምርግጋፅ ግደኦም ንክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)እዋናዊ ኩነታት ክልል ኣምሓራ ብምግንዛብ ሰብ ሃፍቲ ሰላም ንምርግጋፅ ግደኦም ንክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ። ላዕለዎት ኣመራርሓ ክልል ኣምሓራ ኣብቲ ክልል ምስ ዘለዉ ምስ ሰብ ሃፍቲ ኣብ ክሊ ሰላምን ልምዓትን ጠመተ ዝገበረ ዘተ የሳልጡ ኣለዉ። ርእሰ…