Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2023

ኢትዮጵያን ጣሊያንን ስምምዕነት ደገፍ 7 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዩሮ ፈሪመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያንን ስምምዕነት ደገፍ 7 ነጥቢ 6 ሚሊየን ዩሮ ፈሪመን። ኣብቲ ሰነድ ስምምዕ፥ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌሴን ዳይሬክተር ቢሮ ምትሕብባር ፕሮጀክትታት ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ወርቅነሽ መኮንን ክታሞም ኣንቢረሙሉ።…

ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ትካል ኣፍራዪ ዕጥቂ ጎፈሬ ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ምስ ትካል ኣፍራዪ ዕጥቂ ጎፈሬ ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ። ብመሰረት እቲ ውዕል፥ ንቐፃሊ ኣርባዕተ ኣዋርሕ ንጋንታ ኩዕሶ እግሪ ክልቲኡ ፆታ ንውድድርን ልምምድን ዝኸውን ጥዕቂ ከቕርብ ኢዩ ተባሂሉ። ዋና ፀሓፊ…

ሰራዊት ሱዳን ኣብ ጅዳ ዝግበር ዝነበረ ድርድር ከምዘቋረፆ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ሱዳን ኣብ ጅዳ ዝግበር ዝነበረ ድርድር ደው ምባል ተኲሲ ከምዘቋረፆ  ዲፕሎማቲክ ፍልፍላት ሱዳን ገሊፀን። ኣብ ሱዳን ብሰንኪ ዘጋጠመ ጎንፂ ልዕሊ 100 ሺሕ ሱዳናዊያን ከምዝተመዛበሉ ኣልጀዚራ ፀብፂቡ። ጦሩ የአሁኑን ድርድር በይደር…

ሰሜን ኮርያ ናብ ህዋ ዘወንጨፈታ ፈላመይቲ ሳተላይት ናብ ባሕሪ ከምዝወደቐት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰሜን ኮርያ ናብ ህዋ ክትልእኻ ዝሓሰበታ ፈላመይቲ ሳተላይት ሓደጋ ኣጓኒፉዋ ናብ ባሕሪ ከም ዝወደቐት ገሊፃ። እታ ሃገር ቅድም ክብል ወተሃደራዊ ምንቅስቓሳት ኣሜሪካ ንምክትታል 11 ሰነ 2023 ዓ.ም.ፈ ሳተላይት ከወንጭፍ እየ ኢላ ምንባራ ይዝከር።…

ንምርግጋፅ ሰላም ክልል ኦሮሚያ ምስ ትካላት ሃይማኖት ብምውዳድ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንምርግጋፅ ሰላም ክልል ኦሮሚያ ምስ ትካላት ሃይማኖት ብምውዳድ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ሓላፊ ቢሮ  ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል ሃይሉ ኣዱኛ፥ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ሰዓብቲ እምነት ተኸባቢሮም ዝነብሩላ ሃገር ኢያ ኢሎም። መንግስቲ እቲ…

ኣብዚ ሰሙን ብዝዘነበ ዝናብ ኣብ ቦረና ቀለብ እንስሳትን ሰሊጥን ብብዝሓት ፈሪዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ሰሙን ብዝዘነበ ዝናብ ኣብ ቦረና ቀለብ እንስሳትን ሰሊጥን ብብዝሓት ፈሪዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ሓደ ዓመት ኣብ ዘይመልአ ካብ ድርቂ ናብ ኣፍራይነት ምቕያር…

ኢንስቲትዩት ሚቲዮሮሎጂ ኢትዮጵያ ምስ ምምሕዳር ሚቲዮሮሎጂ ቻይና ሰነድ ስምምዕነት ከቲሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንስቲትዩት ሚቲዮሮሎጂ ኢትዮጵያ ምስ ምምሕዳር ሚቲዮሮሎጂ ቻይና ሰነድ ስምምዕነት ሓበራዊ ስራሕ ከቲሙ። ዋና ዳይሬክተር ኢንስቲትዩት ሚቲዮሮሎጂ ኢትዮጵያ ፈጠነ ተሾመጎኒ ንጎኒ መበል 19 ኮንግረንስ ትካል ሚቲዮሮሎጂ ዓለም ምስ ሓለፍቲ ስራሕ…

ሃገራዊ ሽግግር ፍትሒ ምኽሪን እታዎታትን ህዝቢ ናይ ምእካብ ስራሕ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ሽግግር ፍትሒ ምኽሪን እታዎታትን ህዝቢ ናይ ምእካብ ስራሕ ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ከምዝተጀመረ ሚኒስቴር ፈትሒ ኣፍሊጡ። ምትግባር ስርዓት ሽግግር ፍትሒ፥ ንዘላቒ ሰላም፣ ዴሞክራሲን ምዕባለን ኢትዮጵያ እወንታዊ ግደ ከምዘለዎ ተገሊፁ።…

ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ቻይና ዝገበርዎ ዑደት ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ናብ ዝለዓለ ብርኪ ዘበረኸ ኢዩ-ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ ግንቦት 23፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ኣብ ቻይና ዝገበርዎ ዑደት ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ናብ ዝለዓለ ብርኪ ዘበረኸ ኢዩ ክብል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር መለስ…

ኢትዮጵያ ስነ-ህዝብን ተመሳሳሊ ጉዳያት ልምዓትን ኣብ ትልማ ብምክታት ትትግብር ኣላ – ሳንዶካን ደበበ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ስነ-ህዝብን ተመሳሳሊ ጉዳያት ልምዓትን ኣብ ትልማ ብምክታት ትትግብር ኣላ ክብል ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣፍሊጡ። ዓመታዊ ፀብፃብ ስነ ህዝቢ ዓለም 2023 ኣብ ኢትዮጵያ ዕላዊ ተገይሩ። እቲ ፀብፃብ፥ 8 ቢሊየን ህይወት፣ ብዙሓት…