Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

October 2020

መንግስታት ፌደራልን ትግራይን ብዘይ ቅድመ ኩነት ክላዘቡ ክራይስስ ግሩፕ ፀዊዑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለምለኻዊ ትካል ክራይስስ ግሩፕ ኣብ ሞንጎ ትግራይን ፌደራልን ዘሎ ወጥሪ ሓይሉ ናብ ጎንፂ ክሰጋገር ይኽእል እዩ ዝብል ስግኣት ከም ዘለዎ ገሊፁ። እቲ ትካል ኣብ ዘውፅኦ ፀብፃብ፥ ኣብ ሞንጎ ክልቲኦም ኣካላት ዘሎ ዘይምርድዳእ ናብ ዝለዓለ ፅፍሒ…

ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ኣብ ከይዲ ምርጫ ዝህልዎ ፅዕንቶን ሜላታት ምክልኻልን ብዝምልከት ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ኢትዮጵያ ኮቪድ 19 ኣብ ከይዲ ምርጫ ዝህልዎ ፅዕንቶን ሜላታት ምክልኻልን ብዝምልከት ምስ ፓርቲታት ፖለቲካ ይዛተ ኣሎ። ነቶም ፓርቲታት ፖለቲካ ኣብ ክሊ ሃገራዊ ምርጫ ምዝታይ፣ ኣብ ከይዲ እቲ ምርጫ ዘለዎም እታዎትን ርእይቶን…

ሚኒስቴር ሰላም ዘዳለዎ ሕብረተሰባዊ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ሰላም ዘዳለዎ ሕብረተሰባዊ መድረኽ ዘተ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስትር ዴኤታ እቲ ሚኒስቴር ኣይተ ኣለማየሁ እጅጉ፥ ኢትዮጵያ ዝጀመረቶ ለውጢ ምክንኻንን ናብ ዝለዓለ ብርኪ ምብፃሕን ናይ ኩሉ ሰብ ታሪኻዊ ሓላፍነት ኢዩ ኢሎም።…

ኣምባሳደር ሂሩት ዘመነ ምስ ቀወምቲ መልእኽተኛታት ሕብረት ኣውሮፓ ጀርመንን ፈረንሳይን ተዛቲየን  

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቤልጂየም ብራሰልስ ሂሩት ዘመነ ምስ ቀወምቲ መልእኽተኛታት ሕብረት ኣውሮፓ ጀርመንን ፈረንሳይን ተዛቲየን። እተን ኣምባሳደር ብቪዲዮ ኮንፈረንስ ዝገበርኡ ዘተ፥ ርክብ ኢትዮጵያን ሕብረት ኣውሮፓን ኣብ ዘጠናኽሩ ዛዕባታት…

መበል 25 ዓመት ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምኽኒያት ብምግባር ፈነወ ጊዜ ኣፋን ኦሮሞ ዘተኮረ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21  ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 25 ዓመት ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምኽኒያት ብምግባር ፈነወ ጊዜ ኣፋን ኦሮሞ ዘተኮረ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣይተ ኣድማሱ ዳምጠው፥ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ቅድሚ 25 ዓመት…

ሓሙሽተ ኩባንያታት መልማዕቲ ሪል ስቴታት ንመኣዲ ንሃገር ዝኸውን 25 ሚሊየን ብር ኩፐን ድራር ዓዲገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከባ ሓሙሽተ ኩባንያታት መልማዕቲ ሪል ስቴታት ንመኣዲ ንሃገር ዝኸውን 25 ሚሊየን ብር ኩፐን ድራር ዓዲገን። ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ቀረባ እዋን ተግባራዊ ዝገበርዎ መህነፂ ስፍራታት መስሕብ ቱሪዝም  ኮይሻ፣…

ካብ ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ዝተውሃበ መግለፂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ኣብ ሃገራዊ እዋናዊ ጉዳይን ተልእኹ ሰራዊት ምክልኻል ሃገርን ኣድሂቡ  መግለፂ ሂቡ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ብመሰረት ሕገ መንግስቲ ዓንቀፅ 87 ኣብ ዝተደንገጉ ግልፂ መርህታት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር…

ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ብዝተገበረ ምርመራ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 488 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2013(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ትማሊ ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 866 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 488  ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ኣብ ኢትዮጵያ በቲ ቫይረስ ዝተትሓዙ ሰባት ቁፅሮም 95 ሺሕን 789…

ፕሬዚዳንት ካፍ ኣሕመድ ኣሕመድ ብቫይረስኮሮና ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፎዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ ካፍ ኣሕመድ ኣሕመድ ብቫይረስኮሮና ከምዝተታሓዙ ተረጋጊፁ። እቶም ፕሬዚዳንት ብቅድሚ ትማሊ ረቡዕ ካብ ሞሮኮ ናብ ካይሮ ምስተመለሱ ቅልል ዝበለ ምልክት ሰዓል ምርኣዮም ስዒቡ ብዝተገበረሎም ምርመራ፥ ሎሚ…

ፖሊስ ብር 300 ዝኸውን ነባርን ሓዱሽን ዘይሕጋዊ ኖት ብር ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቢሮ ምርመራ ገበን ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራል ብር 300 ዝኸውን ነባርን ሓዱሽን ዘይሕጋዊ ኖት ብር ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ። ፖሊስ ከምዝሓበሮ ነባር ኖት ብር ካብ ክልተ ተጠርጠርቲ ዘይሕጋዊ ብር 174 ሺሕን 350 በዓል ሚኢቲን በዓል ሓምሳን ክሕዝ ክኢሉ…