ኢትዮጵያን ጅቡቲን ኣብ ባህሊ፣ ሃይማኖትን ቋንቋን ዓቢይ ዘለወን ምትእስሳር ናብ ኢኮኖሚያዊ ውህደት ከዕብየኦ ይግባእ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብባህሊ፣ ሃይማኖትን ቋንቋን ዓቢይ ምትእስሳር ዘለወን ኢትዮጵያን ጅቡቲን ናብ ኢኮኖሚያዊ ውህደት ከዕብየኦ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን።
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ፥ ኣብ ብሄራዊ ቤት ምኅሪ ጅቡቲ ተረኺበን መደረ ኣስሚዐን።…