Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2022

መበል 1 ሽሕን 443 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ዕለተ ሰኑይ ክኽበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሽሕን 443 በዓል ዒድ ኣልፈጥር ዕለተ ሰኑይ 24 ሚያዚያ 2014 ዓ.ም ክኽበር ኢዩ። ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፓሬት ከምዝበሎ፥ ወርሒ ሎሚ ምሸት ብዘይምርኣያ እቲ በዓል ዕለተ ሰኑይ ክኽበር ኢዩ።…

ሩሲያ ኣብ ልዕሊ ዩክሬን 389 ዒላማታት ከምዝወቕዐት ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያ ኣብ ሰሜናዊ ምብራቕ ዩክሬን ተካይዶ ኣብ ዘላ ወፍሪ መጥቃዕቲ  389 ዒላማታት ከምዝወቕዐት ኣፍሊጣ። ዩክሬን ብግደኣ ኣብ ሰሜንን ምብራቕን ሸነኻት እታ ሃገር ዘጥቅዕ ዘሎ ሓይሊ ሩሲያ ንምዕጋት ሰራዊታ ይዋደቕ ከምዘሎ ኣፍሊጣ። ሰራዊት…

ውሽጥና፣ ከባቢናን ሃገርናን ሰለማዊ ንምግባር ሕድሕድና ንሰላም ቅድሚያ ክንህብ ኣለና-ኣይተ ኣወል ኣርባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ውሽጥና፣ ከባቢናን ሃገርናን ሰለማዊ ንምግባር ሕድሕድና ንሰላም ቅድሚያ ክንህብ ኣለና ከብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልለ ዓፋር ኣይተ ኣወል ኣርባ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሐዳር መበል 1443 ብዓል ዒድ ኣል ፈጥር ምክኒያት ብምግባር ናይ እንኳዕ…

ልዕሊ 92 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 92 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም። ኮሚሽን ጉምሩክ ከምዝገለፆ፥ እቶም ናውቲታት ኮንትሮባንድ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዝተፈላለዩ ቅርንጫፋት ኢዮም ተታሒዞም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…

በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብሰላም ንክኽበር ዘኽእል ምድላው ከምዝገበረ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ዒድ ኣልፈጥር ብሰላም ንክኽበር ዘኽእል ምድላው ከምዝገበረ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። እቲ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ኣብ ዘውፅኦ መግለፂ፥ ንሰዓብቲ እምነት እስልምና እንኳዕ ንዒድ ኣልፈጥር ብሰላም ኣብፀሐኩም ኢሉ።…

መድረኽ መዕበዪ ዓቕሚ ኣፍረይቲ ልምዓት ኢንዱስትሪን ኢንተርፕራይዝን ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)"ኢትዮጵያ ተፍርይ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ መድረኽ መዕበዪ ዓቕሚ ኣፍረይቲ ልምዓት ኢንዱስትሪን ኢንተርፕራይዝን ተሳሊጡ። እቲ መድረኽ ብዕሊ ዘጀመራ ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ አዳነች አቤቤ፥ መብዛሕትኦም ዜጋታት ኣብ  መፍረይቲ ዕድመ ስለዝርከቡ…

ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ትግራይ ኣብ ውሽጢ ከቢድ ኩነታት ኮይኑ ዝገብሮ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝምስገን ኢዩ-ኣይተ ደመቀ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮነን ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ትግራይ ኣብ ውሽጢ ከቢድ ኩነታት ኮይኑ ዝገብሮ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝ ዝምስገን ኢዩ ኢሎም። ኣይተ ደመቀ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተሾሙ ተፀዋዒ ዳይሬክተር…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ  በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር ኣብ ወልድያ ኣብ ዝርከቡ እዝታት ሰራዊት ምክልኻል ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ዝመፅእ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር ኣብ ወልድያ ዝርከቡ እዝታት ሰራዊት ምክልኻል ዑደት ኣካይዶም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ዝመፅእ በዓል ዒድ ኣልፈጥር ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዞባ ሰሜን ወሎ ከተማ…

ኣፈላላይ ሃይማኖት ሓፁር ኮይኑና ኣይፈልጥን ክብላ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ትማሊ ኣብታ ከተማ ዝተኻየደ ዓብዪ ኢፍጣር ጎደና ብሰላም ንኽጠናቐቕ ኣበርክቶ ንዝገበሩ ኣካላት አመስጊነን። ከንቲባ ኣዳነች ኣብ መልእኽቲ ምስጋናአን፥ “ኣፈላላይ ሃይማኖት ሓፁር ኮይኑና ኣይፈልጥን” ኢለን።…

ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኩለመዳያዊ ሰላም ንክመፅእ ብጎንፂ ዝተጎድኡ ዜጋታት ንምሕጋዝ ከምዝወሰነት ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ጎንፂ ደው ንምባል እናተሰርሑ ዘለዉ ተግባራትን ስራሕትን ብዝምልከት መግለፂ ሂቦም። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ብዝፈጠሮ ኵናትን ወራርን ተታሒዞም ቦታታት ከምኡ እውን ብምክንያት…