ቦርድ መረፃ ንባይቶና ሓዊሱ ን3 ፓርቲታት ፖለቲካ ምስክር ወረቐት ሕጋዊ መረጋገፂ ሰውነት ሂቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ንባይቶና ሓዊሱ ን3 ፓርቲታት ፖለቲካ ምስክር ወረቐት ምዝገባን ሕጋዊ መረጋገፂ ሰውነትን ሂቡ።
እቲ ቦርድ÷ ኣብ ኣዋጅ መረፃ፤ ምዝገባን ስነ-ምግባር መረፃን ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ቁፅሪ 1162/2011 ዓ.ም ብመሰረት…