Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2023

ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)ን ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላን ኣብ ጋርመንት ኢንዱስትሪን ኣዳማ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ምክልኻል ፌዴሪኢ ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)ን ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላን ኣብ ጋርመንት ኢንዱስትሪን ኣዳማ ዑደት ኣካይዶም። እቲ እንዱስትሪ ዝርከበሉ እዋናዊ ኩነታት ቴክኖሎጂን ናይ ቀፃሊ አንፈትን…

ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክ ዘለዋ ልምዲ ንማላዊ ርኡይ እታወት ኢዩ – ኤምባሲ ማላዊ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ልምዓት ኢንዱስትሪ ፓርክ ኣብ ሓፂር እዋን ዘደንፈዐቶ ልምዲ ንማላዊ ርኡይ እታወት ከምዝኾነ ኤምባሲ ማላዊ ኣብ ኢትዮጵያ ገሊፁ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ትራንስፎርሜሽንን ዋና መካየዲ ስራሕን ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታ ኢንዱስትሪ ፍፁም…

ቁፅሪ ኣብ ባሕሪ ሜዲትራኒያን ዝሞቱ ስደተኛታት ብ3 ዕፅፊ ወሲኹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብ ኣውሮፓ ንምስጋር ብዝብል ኣብ ባሕሪ ሜዲትራኒያን ዝሞቱ ኣፍሪካውያን ስደተኛታት ቁፅሮም ብሰለስተ ዕፅፊ ከምዝወሰኸ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣፍሊጡ። ንኣብነት ድማ ካብ ዝሓለፈ ወርሒ ሰነ ክሳብ ነሓሰ ኣብ ዘሎ እዋን 990 ኣፍሪካውያን…

ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን ንዝኾኑ ሰባት ክታበት መከላኸሊ ኮሌራ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ኮሌራ ንምክልኻል ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን ንዝኾኑ ሰባት ከምዝተኸተቡ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ። ዘጋጠመ ሕማም ኮሌራ ንምክልኻል ካብ 5 መስከረም 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ከተማታት ባህርዳርን…

ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2016 ዓ.ም ፅባሕ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ክጅመር ኢዩ። እቲ ፕሪሚየር ሊግ ጋንታ ኣዳማ ከተማ ምስ ጋንታ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ 9፡00 ብዝገብረኦ ፀወታ ኢዩ ክጅመር። #Ethiopia እዋናዊ…

ንሰራዊትን ንሲቪል ሰራሕተኛታትን ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ንሰራዊት ምክልኻልን ሲቪል ሰራሕተኛታትን ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ። እቲ እምነ ኩርናዕ÷ ሚኒስትር ምክልኻል ኣብረሃም በላይ (ዶ/ር)ን ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት…

ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ዝውዕል 126 ሺሕ ኩንታል ሓገዝ ምግቢ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣት ፌዴራል ንተመዛበልቲ ወገናት ዝውዕል 126 ሺሕ ኩንታል ምግቢ ከምዝገበረ ኮምሽን ሓደጋ ስግኣት ቅድመ ድልዉነትን መጠንቀቕታን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ሓገዝ ምግቢ÷ ስርናይ፣ ሕሩጭ ስርናይ፣ ፋፋን…

ኣብ ፓኪስታን ብኣጥፊእኻ ምጥፋእ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ህይወት ልዕሊ 50 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓኪስታን ብኣጥፊእኻ ምጥፋእ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ  ቦምቢ ልዕሊ 50 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ደቡብ ምዕራብ ፓኪስታን ከተማ ባሎቺስታን ማስቱንግ ኣብ ዝርከብ ጥቓ ሓደ መስጅድ ዝተፈፀመ ከምዝኾነ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡…

ህንፀት ማእኸል ልህቀት ቴክኖሎጂ ንምውጋን ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያን ኮርፖሬሽን ሲቪል ኢንጂነሪንግ ቻይናን ህንፀት ማእኸል ልህቀት ቴክኖሎጂ ንምውጋን ዘኽእል ስምምዕነት ውዕሊ ተፈራሪሞም፡፡ እቲ ማእኸል ኣብ ኮተቤ ኣብ ዝርከብ ቀፅሪ እቲ ትካል ዝህነፅ እንትኸውን÷ ንህንፀት እቲ…

ወርቅነህ ገበየሁ(ዶ/ር ) ቤት ፅሕፈት ኣመዓራራዪ ዶብ ተሳጋሪ ልምዓት ሞያሌ መሪቖም ከፊቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ(ኢጋድ) ወርቅነህ ገበየሁ(ዶ/ር ) ቤት ፅሕፈት ኣመዓራራዪ ዶብ ተሳጋሪ ልምዓት ሞያሌ መሪቖም ከፊቶም። ወርቅነህ(ዶ/ር) እቲ ቤት ፅሕፈት መሪቖም ዝትኸፈቱ÷ ምስ ርእሰ ምምሕዳር…