Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2024

ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ግብረ ራዕዲነትን ዶብ ተሳጋሪ ገበናትን ብሓባር ንምክልኻል ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት መረዳእታን ድሕንነትን ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ግብረ ራዕዲነትን ዶብ ተሳጋሪ ገበናትን ብሓባር ንምክልኻል  ተስማዕሚዐን። ዳይሬክተር ጀነራል ብሄራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ኣብ ደቡብ ኮሪያ ዑደት ስራሕ…

ኣብ ትግራይ ፅርየተን ዝሓለዋ ከተማታት ንክህልዋ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ፅርየተን ዝሓለዋን ምቹዋትን ከተማታት ንክህልዋ ይስራሕ ከምዘሎ ጊዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ብሓምለዋይ ኣሰር ዝወቀባ ፅሩያትን ንናብራ ምቹኣትን ከተማታት ንምፍጣር ልዕሊ 300 ሚሊየን በር ከምዝተሰለዐ ተገሊፁ።…

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ መስ ኣምባሳደር ስፔን ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ መስ ኣምባሳደር ስፔን ኣብ ኢትዮጵያ ኣንቶኒዮ ሎፔዝ ማክ-ሌላ ዘቲዮም። ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ክልቲኣዊ ምትሕብባር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ዘኽአል ዘተ ከምዝገበሩ ተገሊፁ። ብመሰረት እዚ…

ኣካላት ፍትሒ ገለልተኛ ብምዃን ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣካላት ፍትሒ ካብ ኢድ ኣእታዊነት ናፃን ገለልተኛን ብምዃን ብምስራሕ ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ከምዝግባእ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ታገሰ ጫፎ ኣገንዚቦም። ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ 9 ኣዋርሕ እዚ ዓመት ሃገራዊ ትራንስፎርሜሽን ኣብያተ ፍርዲን…

ዩክሬን ዒላማታት ሩሲያ ብኣፅዋር ኲናት ኣሜሪካ ንክትወቅዕ ፕሬዚዳንት ባይደን  ፍቓድ ምሃቦም ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩክሬን ዒላማታት ሩሲያ ኣሜሪካ ብዘቕረበቶ ኣፅዋር ኲናት ንክትወቅዕ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ጆ ባይደን  ፍቓድ ምሃቦም ተገሊፁ። ሰራዊት ሩሲያ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ከባቢ ዶብ ኣብ ዝርከብ ቦታ ብዝገበሮ ሃንደበታዊ ወፍሪ መጥቃዕቲ ኣብ ግዝኣት ካርኪቭ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ፍሪታወን ቀጥታ በረራ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣዲስ ኣበባ ናብ ፍሪታወን ቀጥታ በረራ ጀሚሩ። እቲ በረራ ኣብ ሰሙን 3 ጊዘ ዝካየድ ከምዝኾነ ተገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር መስፍን ጣሰው፥ እቲ በረራ ንኣፍሪካ ብኣየር ትራንስፖርት ንምትእስሳር…

ወኪላት ክፋላት ሕብረተሰብ ኣጀንደኦም ኣብ ቃለ ጉባኤ ይውድቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወኪላት ክፋላት ሕብረተሰብ ኣጀንደኦም ኣብ ቃለ ጉባኤ ይውድቡ ኣለዉ። ካብ ኩለን ወረዳታት ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝተውፃእፅኡ 11 ክፋላት ማሕበረሰብ ዝወከሉ ልዐሊ 2 ሺሕ ተሳተፍቲ ካብ 21 ግንቦት 2016 ዓ.ም ጀሚሩ…

ውሕመ ንኢሜግሬሽንን ኣገልግሎት ዜግነትን ዝገብሮ ደገፍ ክቕፅል ኢየ ኢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ) ኢሜግሬሽንን ኣገልግሎት ዜግነትን ንዝገብሮ ምዝገባ ስቪል ዝህቦ ደገፍ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኣገልግሎት ሰላማዊት ዳዊት ብዳይሬክተር ፈንድ ልምዓት ህፃናትን ሓለዋ ህፃናትን ውሕመ ሺማ ሰን…

መበል 33 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነታት ኣማሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 33 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነታት ኣማሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝገበሮ ኣኼባ፥ ናይ ኢትዮጵያ ናይ መረፃ፣ ምገባ ፓርቲታት ፖለቲካን ኣዋጅ ስነ ምግባር ምርጫን ንምምሕያሽ ዝቐረበ ኣዋጅ…

ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ብውድድር ጒያ 5 ሺሕ ሜትሮ ተዓዊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሓጎስ ገብረህይወት ብውድድር ጒያ ዳይመንድ ሊግ 5 ሺሕ ሜትሮ ተዓዊቱ። ኣብቲ ውድድር  12፡36፡73 ብዝኾነ ሰዓት ብምእታው ኢዩ ተዓዊቱ። ኣትሌት ሓጎስ፥ ኣብ ታሪክ ናይ ኩሉ ግዘ ካልኣይ ቅልጡፍ ሰዓት ምምዝጋቡ ኣብ ኣትሌቲክስ ዓለም…