Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

September 2021

ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ሹመት ኣባላት ኣፈፀምቲ ስራሕ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ሹመት ኣባለት ኣፈፀምቲ ስራሕ ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፥ 1- ም/ርእሰ ምምሕዳር፦ ኤላማ አቡበከር 2-  ብም/ርእሠ ምምሕዳር ማዕርግ ኣተሓባባሪ ክላስተር ጉዳያት ሰናይ መምሕዳር ፦ አህመድ መሀመድ ሁሴን 3-…

ኣብ ኩሎም ክልላት ምርጫ ክልል ሶማሌ ስርዓት ኣወሃህባ ድምፂ ተዛዚሙ – ወ/ሪት  ብርቱካን ሚደቅሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኩሎም ክልላት ምርጫ ክልል ሶማሌ ስርዓት ኣወሃህባ ድምፂ ተዛዚሙ ክብላ ኣካቢት ብሄራዊ ቦርድ ምርጫ ወ/ሪት  ብርቱካን ሚደቅሰ ኣፍሊጠን። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና…

ዜጋታት ዴሞክራሲና ምሉእ ዝገብር ምርጫ ኣካይዶም – ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20  መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ብዝተፈላለዩ ምኽኒያታት ምርጫ ብእዋኑ ምፍፃም ዘይከኣኡ ሎሚ ዴሞክራሲና ሙሉእ ዝገብር ምርጫ ኣካይዶም ኢዮም ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም። ምንም ዓይነት ፀገም ፀፅታ እንተየጋጠመ፥ ድምፆም ንደለይዎ ሕፁይ ፖለቲካ ብምሃብ ናይ…

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ዘቕረቡዎም ሕፁያት ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሲዳማ ኣይተ ደስታ ሌዳሞ ዘቕረቡዎም ሕፁያት ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፦ 1 በየነ ባራሳ ምክትል ርዕሰ ምምሕዳርን ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲን እቲ ክልል ኣይተ መስፍን ቃሬ ሓላፊ ቢሮ…

ኣይተ ኣወል ኣርባ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኮይኖም ተመሪፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ምስረታ መንግስቲ እቲ ክልል ንኣይተ ኣወል ኣርባ ርእሰ ምምሕዳር ገይሩ መሪፁ። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ቃለ ማሕላ ፈፂሞም። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

ኣሲያ ከማል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ኮይነን ተሾይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር እናካየዶ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ ምስረታ መንግስቲ ንኣሲያ ከማል ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪእቲ ክልል ገይሩ ሾይሙ። መይረም መሓመድ ኣሓው ድማ ምክትል ኣፈጉባኤ ኮይነን ተሾይመን፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና…

መንግስቲ ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ሃገር ኢዶም አእቲዮም ዝበሎም ዜጋታት ወፃኢ ኣብ 72 ሰዓታት ካብ ሃገር ንኽወፅኡ ኣዚዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤት ፅሕፈት ዓለምለኸ ትካል ለኸ መድሕን ህፃናት (ዩኒሴፍ) እናሰርሑ ዝነበሩን ኣብ ውሽጣዊ ጉዳይ ኢትዮጵያ ኢዶም ብምእታው ዘይሕጋዊ ስራሕ እናሰርሑ ዝተረኸቡ ዜጋታት ወፃኢ ኣብ ውሽጢ 72 ሰዓታት ካብ ሃገር ንኽወፅኡ ከምዝተኣዘዘ ሚኒስቴር ጌዳያት…

ቤት ምኽ ክልል ዓፋር ጉባኤ መስራቲ መንግስቲ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽ ክልል ዓፋር ፈላማይ መስራቲ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ሰመራ ምክያድ ጀሚሩ። እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/ ትዊተር…

ንሽዱሽተ ኩባኒያታት ፈቓድ ልዑል ፍርያት መዓድን ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሽዱሽተ ኩባኒያታት ፈቓድ ልዑል ፍርያት መዓድን ከምዝሃበ ሚኒስቴር መዓድንን ነዳዲን ኣፍሊጡ። እቲ ስምምዕነት ሚኒስትር መዓድንን ነዳድን ኢንጂነር ታከለ ኡማን መካየድ ስራሕ እቶም ኩባኒያታትን ፈሪሞምዎ፡፡ ፍቓድ ዝተውሃቦም ኩባኒያታት ኣለሻ…

ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ዝተፈላለዩ ሽመታት ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ዝተፈላለዩ ሽመታት ኣፅዲቑ። ኣይተ ግርማ የሺጥላ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣምሓራ ኮይኖም እንትሽየሙ፥ ኣይተ ሞላ መልካሙ ሓላፊ ዘፈር ፖለቲካ እቲ ቤት ፅሕፈት ኮይኖም ተሸይሞም፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ ኣይተ ፍሰሃ…