Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2021

ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው በዓል ፋሲካ ምኽንያት ብምግባር ን100 ዓይነስውራት መኣዲ ኣካፊለን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸው በዓል ፋሲካ ምኽንያት ብምግባር ን100 ዓይነስውራት መኣዲ ኣካፊለን። እቲ ቤት ፅሕፈት ንጉድኣት ኣካል ጠመተ ብምሃብ ዝተፈላለዩ ድጋፍ ክህብ ፀኒሑ እዩ። ንቐፃሊ እውን ብዝተፈላለዩ ምንቅስቓስ ንጉድኣት ኣካል…

ኣብ ትካላት እምነት፣ ዕዳጋን ኣገልግሎት ትራንስፖርትን ሜላታት ምክልኻል  ኮቪድ-19 ብኣግባቡ ተግባራዊ ንክግበር ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ትካላት እምነት፣ ዕዳጋን ኣገልግሎት ትራንስፖርትን ሜላታት ምክልኻል  ኮቪድ-19 ብኣግባቡ ተግባራዊ ንክግበር ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ፃውዒት ኣቕሪበን። እተን ሚኒስትር፥ እዚ እዋን በቢመዓልቱ ምርመራ ካብ ዝግበረሎም እቶም ልዕሊ…

ምእመናን  በዓል ትንሳኤ እንተኽብሩ ብሰንኪ ስእነት ሰላም ካብ መረበቶም ንተመዛበልቲ ወገናት ብምድጋፍ ክኸውን ከምዝግባእ ኣቦታት ሃይማኖት ፃውዒት ኣቕሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምእመናን  በዓል ትንሳኤ እንተኽብሩ ብሰንኪ ስእነት ሰላም ካብ መረበቶም ንተመዛበልቲ ወገናት ብምድጋፍ ክኸውን ከምዝግባእ ኣቦታት ሃይማኖት ፃውዒት ኣቕሪቦም። ፓትሪያርክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ አቡነ ማትያስ፣ ናይ…

ብሔራዊ ኮሚቴ ማክሮ ኢኮኖሚ ኮሚቴ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኢኮኖሚ ብምድሃብ መግለፂ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2013 ዓ.ም (ኤፍ ቢ ሲ)ብሔራዊ ኮሚቴ ማክሮ ኢኮኖሚ ኮሚቴ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ መግለፂ ሂቡ። እቲ ኮሚቴ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኣብ ሃገርና ዘለዉ ፀገማት ዝተሓላለኹን ዝተኣሳሰሩን ኢዮም ኢሉ። ምስ ፖለቲካ፣ ኢኮኖሚ፣ ዲፕሎማሲን ማሕበራዊን ዛዕባታት ጥቡቕ…

መፃኢ ክራማት ሰብኣዊ ሓገዝ  ከይተዓናቐፍ መሰረተ ልምዓት ናይ ምፅጋን ስራሕ ይስራሕ ኣሎ-ሌ/ጀነራል የውሃንስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝነበረ ፀገም መሰረተ ልምዓት ብፍላይ ቢንቶታት ምጉድኦም ስዒቡ ክረምቲ ኣትዩ ሰብኣዊ ሓገዝ ከይቋረፅ ንምግባር ዝተፈላለዩ ስራሕቲ እናተገኑ ምዃኖም መተሓባበሪ ጊዚያዊ ኮማንድ ፖስት ክልል ትግራይ ሌተናል ጀነራል የውሃንስ…

ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኣምባሳደራት ሃገራት እስያ ኣብ እዋናዊ ዛዕባ መብርሂ ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)  ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝገበሩ ኣምባሳደራት ሃገራት እስያ ኣብ እዋናዊ ዛዕባ መብርሂ ሂቦም። እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ኣብ ትግራይ ዘሎ ሰብዓዊ ደገፍ፣ ድርድር ህዳሰ ግድብ፣…

ምደባ ሓደሽቲ ተምሃሮ ዘበነ ትምህርቲ ዓመተ 2013 ዕላዊ ኾይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምደባ ሓደሽቲ ተምሃሮ ዘበነ ትምህርቲ ዓመተ 2013 ዕላዊ ኾይኑ። ብመሰረት እዚ እቶም ተምሃሮ ኣብ መርበብ ሓበሬታ http://result.neaea.gov.et/Home/Placement ብምእትው ዝተመደብሉ ዩንቨርስቲ ምእርኣይ ከምዝኽእሉ ሚኒስቴር…

ስነ ስርዓት በዓል ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ብመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ስነ ስርዓት በዓል ስቕለት ኢየሱስ ክርስቶስ ብመላእ ተኸተልቲ እምነት ክርስትና ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል፥ ብተኸተልቲ እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ፣ ካቶሊካዊት ቤተ-ክርስቲያንን ሕብረት ኣቢያተ ክርስቲያናት ወንጌላውያንን…

ብር 371 ሚሊየን ወፃኢ ዝተገበረሎም ኣፋውስን ካልኦት ኣቑሑት ሕክምናን ናብ ክልል ትግራይ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ብር 371 ሚሊየን ወፃኢ ዝተገበረሎም ኣፋውስን ካልኦት ኣቑሑት ሕክምናን ናብ ክልል ትግራይ ከምዝቐረቡ ኤጀንሲ ኣቕራቢ ኣፋውስ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ጀነራል እቲ ኤጀንሲ ዶክተር ኣብዱልቃድር ገልገሎ…

በዓል ፋሲካ ብድምቀት ኽኽበር ምድላው ከምዝገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ፋሲካ ኣብ መላእ ሃገር ሕብረተሰብ ብዘይ ዝኾነ ይኹን ፀግም ፀፅታ ብድምቀት ንኸኽብር እኹል ምድላው ከምዝተገበረ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ደመላሽ ገብረሚካኤል፥ በዓል ፋሲካ ኣመልኪቶም መልእኽቲ…