Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2022

ኣብ ከተማ ቡራዩ ናብ ሸኔ ሎጅስቲክስ ብምቕራብ ኣብ ዝተጠርጠረት ውልቀ ሰብ መንበሪ ገዛ ከቢድ ኣፅዋርን ጠያይትን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ቡራዩ ናብ ሸኔ ሎጅስቲክስ ብምቕራብ ኣብ ዝተጠርጠረት ውልቀ ሰብ መንበሪ ገዛ ከቢድ ኣፅዋርን ጠያይትን ተታሒዞም። ብሔራዊ ኣገልግሎት መረዳእታን ድሕንነትን ዘካየዶ ክትትልን ሓበሬታን ንፖሊስ ኦሮሚያ በዘሃቦ መሰረት እታ…

ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ምስ ምክትል ኢታማዦር ሹም ደቡብ ሱዳን ሌተናል ጄኔራል ቶይ ቻኒይ ሬይት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፌዴሪኢ ጄኔራል ኣበባው ታደሰ ምስ ምክትል ኢታማዦር ሹም ደቡብ ሱዳን ሌተናል ጄኔራል ቶይ ቻኒይ ሬይት ተዛቲዮም። ብጄኔራል ኣበባው ታደሰ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ጁባ ዑደት ስራሕ የካይድ ከምዘሎ ካብ…

ፋብሪካ ባኒ ሸገር ናይ መፍራይ ዓቕሙ እናወሰኸ ከምዝመፅአ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋብሪካ ባኒ ሸገር ናይ መፍራይ ዓቕሙ እናወሰኸ ከምዝመፅአ ተገሊፁ። ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይ፥ ኣብቲ ፋብሪካ ዑደት ኣካይዶም። ኣብ እዋን እቲ ዑደት፥ እቲ ፋብሪካ ባኒ ናይ መፍራይ ዓቕሙ እናወሰኸ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ናይ ጦርነት ኣተሓሳስባ ክወፅእ ከምዘለዎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ናይ ጦርነት ኣተሓሳስባ ወፂኡ ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ዝረብሑ ጉዳያት ንክሰርሕ ሓላፊ ዓውዲ ውዳበ ፓርቲ ብልፅግና ትግራይ ኣይተ ገብረፃድቅ ገብረመድህን ገሊፆም። እቶም ሓላፊ ምስ መሶብ ፋና ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ከምዝገለፁዎ፥…

ሓገዝ እኽሊ ዝፀዓና 21 ተሽከርከርቲ  ብኣብዓላ ኣቢለን ሎሚ መዓልቲ ናብ ትግራይ ምጉዕዓዝ ጀሚረን-ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) ሓገዝ እኽሊ ትካል ምግቢ ዓለም ዝፀዓና 21 ተሽከርከርቲ ብኣብዓላ ኣቢለን ሎሚ መዓልቲ ናብ ትግራይ ምጉዕዓዝ ጀሚረን ክብል ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኣፍሊጡ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ንዝርከቡ ዜጋታት ህይወቶም…

መርሃ ግብሪ መጀመሪ ፕሮጀክት ምምሕዳር ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መጀመሪ ፕሮጀክት ምምሕዳር ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ዕላዊ ኮይኑ። እቲ ፕሮጀክት ኣብ ዩንቨርስቲታት ኣዲስ ኣበባ፣ ኦስሎን ማላዊን ብሓባር ዝተኸፈተ ኢዩ ተባሂሉ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ፕላንን…

ዓብዪ ፆም ወርሒ ረመዳን ይቕረ ይቕረ እንበሃሃለሉ ኢዩ-ተቀዳሚ ሙፍቲ ሐጅ ዑመር ኢድሪስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓብዪ ፆም ወርሒ ረመዳን ይቕረ ይቕረ እንበሃሃለሉ ኢዩ ክብሉ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት መኽሪ ጉዳያት አስልምና ኢትዮጵያ ተቀዳሚ ሙፍቲ ሐጅ ዑመር ኢድሪስ ገሊፆም። ተቀዳሚ ሙፍቲ ሐጅ ዑመር ኢድሪስ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ እቲ ፆም ሙስሊማት ባዕልቶም…

ሩሲያን ዩክሬንን ድርድር ሰላም ፅባሕ ብኦንላይን ክቕፅላ ኢየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያን ዩክሬንን ድርድር ሰላም ፅባሕ ብኦንላይን ክቕፅላ ኢየን። ተደራዳሪ ዩክሬን ዴቪድ ኣራካሚያ ከልቲአን ሃገራት ኣብ ተርኪ ዕዉት ዘተ ከምዘካየዳ ኣዘኻኺሮም። እቲ ድርድር ሰላም ፅባሕ ብኦንላይን ክቕፅላ ኢየን ኢሎም። ይኹን እንበር…

ንዘበነ ምህርቲ 2014/15 ዘድሊ እኹል ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ሓረስቶት ምብፃሕ ከምዝከኣል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2014/15 ዘድሊ እኹል ዘበናዊ ድኹዒ ናብ ሓረስቶት ምብፃሕ ከምዝከኣል ተገሊፁ። ሓላፊ ኮሚኒኬሽን ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ግብርና ኢትዮጵያ ኣይተ ጋሻው አይችሉህም ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት፥ ኣብዚ ሐዚ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፈንድ ልምዓት ካፒታል ውሕመ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፈንድ ልምዓት ካፒታል ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ውሕመ)ፕሪቲ ሲንሃ ን ሚኒስትር ማሕበራዊ ልምዓት ሕቡራት ኢሚሬትስ ዓረብ ኤሳ ብሁመይድን  ተዛቲየን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ…