Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

December 2021

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ በርበራ በረራ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ 8 ለካቲት 2014 ዓ.ም ጀሚሩ ናብ ወደብ ከተማ በርበራ ሶማሌላንድ በረራ ከምዝጅምር ኣፍሊጡ። እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ሰሙን ሰለስተ ግዘ በረራ ንምግባር ትልሚ ከምዘለዎን ኣብ ቀፃሊ ቁፅሪ በረርኡ ከምዝውስኽ እውን ገሊፁ።…

ኣብ ራያ ቆቦ ካልኣይ ብርኪን መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ ሮቢት 19 ንፅልን ጅምላን መቓብራት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ካልኣይ ብርኪን መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ ሮቢት 19 ናይ ንፅልን ጅምላን መቓብራት ተረኺቦም። ኣብቲ ወረዳ 129 ኣቢያተ ትምህርቲ ዘረፋን ዕንወትን ከምዝበፅም ካብ ሚኒስቴር ትምህርቲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ። ሓላፊ ቤት…

ዝተጎድኡ ሓድግታት ብቕልጡፍ ናብ ንቡር ብምምላስ ዓዉዲ ቱሪዝም ክነቓቓሕ ይግባእ ክብሉ ሰብ ሞያ ሓድግን ቱሪዝምን ገሊፆም 

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተጎድኡ ሓድግታት ብቕልጡፍ ናብ ንቡር ብምምላስ ዓዉዲ ቱሪዝም ክነቓቓሕ ይግባእ ክብሉ ሰብ ሞያ ሓድግን ቱሪዝምን ገሊፆም፡፡ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ኣብ ብዓል መዚ ሓለዋ ሓድጊ ኢትዮጵያ ላዕለዋይ ብዓል ሞያ ኣይተ ጌዲዮን…

ኣብ ሆሳዕና ብምኽንያት ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ ብር 10 ሚሊየን ዝግመት ንብረት ዓንዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሆሳዕና ትማሊ ለይቲ ብዝዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ ብር 10 ሚሊየን ግምት ዘለዎ ንብረት ከምዝዓነወ ፖሊስ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ መምርሒ ፖሊስ ምምሕዳር እታ ከተማ ሓላፊ ርክብ ህዝቢ ዋና ኢንስፔክተር ካሳ ሊዕሊሶ ከምዝገለፁዎ፤ እቲ ባርዕ…

ሸኔ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ሰሜን ሽዋ ኣብ ልዕሊ ንፅሃን መጥቓዕቲ ኣብፂሑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ሸኔ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ሰሜን ሽዋ ወረዳ ዳራ ጉንዶ መስቀል ኣብ ልዕሊ ንፁሃን ዜጋታት መጥቃዕቲ ከምዝፈፀመ ምምሕዳር እቲ ዞባን ቤት ፅሕፈት ፀጥታን ኣፍሊጡ፡፡ ሓላፊ እቲ ቤት ፅሕፈት ኣይተ ኣብርሃም ብርሃኑ  ንፋና …

ሓደ ዳያስፖራ ርክብ ኢንተርኔት ኣብ ዘይብሉ ቦታ ዲጂታል ትምህርቲ ምሃብ ዘኽእል ቴክኖሎጂ ንፈተነ ሒዞም መፂኦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 40 ዓመት ኣብ ኣሜሪካ ዝነበሩ ኣይተ ሚደቅሳ በየነ፤ ርክብ ኢንተርኔት ኣብ ዘይብሉ ቦታ ዲጂታል ትምህርቲ ምሃብ ዘኽእል መሳርሒ ንፈተነ ንሃገሮም ሒዞም መፂኦም። ፃውዒት ቀዳማይ ሚኒስትር ምምላስ ናብ ሃገር ተቐቢሎም ናብ ሃገሮም ዝመፁ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሕጊ ኣወሃህባ ግልጋሎት ትራንስፖርት ኣብ ዝጣሓሱ ልዕሊ 130 ሽሕ ኣሽከርከርቲ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ አዲስ አበባ ሕጊ ኣወሃህባ ግልጋሎት ትራንስፖርት ኣብ ዝጣሓሱ ልዕሊ 130 ሺሕ ኣሽከርከርቲ ስጉምቲ ምውሳዱ ቢሮ ትራንስፖርት እታ ከተማ እፍሊጡ። እቲ ቢሮ ኣወሃህባ ግልጋሎት ትራንስፖርት ሕጊ ብኣግባቡ ብምቁፅፃር ነበርቲ ካብ ምንግልታዕን…

ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት 6 ሚሊየን ብር ዝግመት ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ኣብ ዞባታት ሰሜንን ደቡብን ወሎ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት 6 ሚሊየን ብር ምግቢ ተንከፍ ዝኾኑ ኣቑሑት ድጋፍ ገይሩ፡፡ ላዕለዎት ሓለውቲ እቲ ጉባኤ ኣብ ደቡብ ወሎ ብግብረ ራዕዲ ህወሓት…

እቲ ኮሚሽን ኣብ ምምሕዳር ወሰን፣ መንነትን ኣብ ጉዳይ ዓርሰ ምምሕዳር መፅናዕቲ ምግባሩ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉዳያት ምምሕዳር ወሰንን መንነትን ኣብ ምምሕዳር ወሰን፣ መንነትን ኣብ ጉዳይ ዓርሰ ምምሕዳርን ሃገር ለኸ መፅናዕቲ ምግባሩ እፍሊጡ። ኮሚሽን ጉዳያት ምምሕዳር ወሰንን መንነትን ካብ 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ሃገር ለኸ መፅናዕትን ምርምርን…

ብደረጃ ዓለም ብልዑል ምልባዕ ኦሚክሮን ሲዒቡ ሃገራት ገደብ ምንቅስቓሳት በዓል ሓዱሽ ዓመት ይገብራ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በዓል ሓድሽ ዓመት ፈረንጂ ኣብ ዝኽበረሉ እዋን ብብርኪ ዓለም ብኮቪድ-19 ዝልከፉ ሰባት ቑፅሮም ብልዑል እናወሰኸ ይርከብ፡፡ ኣብ ዝሓለፉ ሸውዓተ መዓልትታት ልዕሊ 7 ነጥቢ 3 ሚሊየን ሰባት ብቲ ቫይረስ ከምዝተትሓዙ ተገሊፁ፡፡ ነዚ ሲዒቡ…