Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

February 2021

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንክልክ ትግራይ 100 ሚሊየን ብርን ዝተፈላለዩ ደገፋትን ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንክልክ ትግራይ 100 ሚሊየን ብር፣ 35 ሚሊየን ብር ዝግመት ናውቲ ቢሮ፣ 3 ኣምቡላንስን 2 መኪናን ደገፋትን ገይሩ። ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ አዳነች አቤቤ እቲ ደገፍ ንግዚያዊ ምምሕደር እቲ ክልል…

ጨፌ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ጨፌ 158 ሹመታት ዳያኑ ኣፅዲቑ። ብተወሳኺ ኣይተ ነመራ ቡሊ ሓላፈ ሓይኢ ሰብን ፐብሊክ ሰርቪስን ኦሮሚያ፣  ኣይተ ጌቱ ወዬሳ ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፕሬዚዳንት፥ ኣይተ ሁሴን ኡስማን ናይ ለዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ፣ ወ/ሮ ሰይዳ ኡስማን ሓላፊት ቢሮ ደቂ…

መበል 125 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ኣወስትራሊያ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ እምብሲ ፌዴሪኢ ብዘዳለዎ ኣብ ኣወስትራሊያ ተኸቢሩ። ኣብቲ ብኢንተርንት ዝተገበረ ዘተ ዝተሳተፈ ዋና ዳይሬክተር ኤጀንሲ ዲያስፕራ ኢትዮጵያ ወ/ሮ ሰላማዊት ዳዊት፥ ዓወት ዓድዋ ናይ ኩሎም ኢትዮጵያውያን ዓወትን…

ሳማሪታንስ ፐርስ ንተጋሩ ተመዛበልቲ ጊዚያዊ መፅለሊ ዝኸውን ቴንዳን ብሓይሊ ፀሓይ ዝሰርሑ ኣምፑላትን ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳማሪታንስ ፐርስ ልዕሊ 8 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎ ንተጋሩ ተመዛበልቲ ጊዚያዊ መፅለሊ ዝኸውን ቴንዳን ብሓይሊ ፀሓይ ዝሰርሑ ኣምፑላትን ደገፍ ገይሩ። እቲ እካል ዝገበሮ ሓገዝ ሎሚ መዓልቲ ናብ መቐለ ዝኣተወ እንትኸውን፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ…

ምክትል ከንቲባ ኣዲስ ኣበባን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪን መቐለ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣበቤን ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪን ጉድኣት ንዝበፅሖም ወገናት ደገፍ ንምግባር መቐለ ኣቲዮም። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣሉላ ኣባነጋ እንትበፅሑ ዋና…

መዐቀኒ ከየማልኣ ምርመራ ላቦራቶሪ ኮቪድ 19 ነካይድ ኢና ዝብላ ዘለዋ ትካላት ካብ ተግባረን ክቑጠባ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) መዐቀኒ ከየማልኣ ምርመራ ላቦራቶሪ ኮቪድ 19 ነካይድ ኢና ዝብላ ዘለዋ ትካላት ካብ ተግባረን ክቑጠባ ይግባእ ክብል ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ። እቲ ኢንስቲትዩት ካብ ሓደ ጠካል ምርመራ ላቦራቶሪ ብምብጋስ ኣብ ትካላት…

ህዝቢ ካብ ድኽነት ንምልቓቕን ተረባሒ ልምዓት ንምግባርን ብትኹረት ከምዝስራሕ ጨፌ ኦሮሚያ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ካብ ድኽነት ንምልቓቕን ተረባሒ ልምዓት ንምግባርን ብትኹረት ከምዝስራሕ ጨፌ ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። ጨፌ ኦሮኢያ ኣብ ዘካይዶ ዘሎ ስሩዕ ኣኽብኡ፥ ኣፈፃፅማ መደባት ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2013 ዓ.ም ገምጊሙ። ብተወሳኺ ረቀቕቲ ኣዋጃት…

መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ድልድል ዓድዋ ተኸቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 125 በዓል ዓወት ዓድዋ ኣብ ድልድል ዓድዋ ተኸቢሩ። ኣብቲ ስነስርዓት ቤተሰብ ስፖርት፣ ነበርቲ ክፍለ ከተማ የካን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም። ዓወት ዓድዋ ዝዝክሩ መልእኽቲታት ኣብቲ መድረኽ ተመሓላሊፎም። እዋናዊን…

ኢትዮጵያውያን ኣብ ዓድዋ ዘርኣይዎ ዘመን ተሻጋሪ ዓወት ግድብ ህዳሰ ብምዝዛሞ ናይ ሎሚ ትውልዲ ክደግሞ ይግባእ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21  ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ቀደም ኢትዮጵያውያን ኣብ ዓድዋ ዘርኣይዎ ዘመን ተሻጋሪ ዓወት ህንፀት ግድብ ህዳሰ ብምዝዛሞ ናይ ሎሚ ትውልዲ ንክደግሞ ፃውዒት ቀሪቡ። ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለ፥ እዋናዊ ኩነታት ህዳሰ ግድብ ብዝምልከት…

ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ንእግሪ ምትካል ትግራይ ዝውዕል 10 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ንእግሪ ምትካል ትግራይ ዝውዕል 10 ሚሊየን ብር ደገፍ ገይሩ። እቲ ትካል ህዝቢ ትግራይ ምሉእ ብምሉእ ናብ ንቡር ናብርኡ ክሳብ ዝምለስ ኣድላዪ ደገፍ ምግባሩ ከምዝቕፅል ኣረጋጊፁ። ሰላምን ድሕንነትን…