Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

March 2021

ናብ መበል 33 ዋንጫ ኣፍሪካ ዝሓለፈ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ናብ መበል 33 ዋንጫ ኣፍሪካ ዝሓለፈ ብሄራዊ ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኻዊ ዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሕ  ድሙቕ ኣቀባብላ ተገይሩሉ። ኣብቲ ስነስርዓት ኣቀባብላ፥ ሚኒስትር ባህልን ቱሪዝምን  ዶ/ር ሂሩት ካሰው ፣ ኮሚሽነር  ኮሚሽን …

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ በረራ ልዕሊ 1 ሚሊየን ቢልቃጥ ክታበት 19 ኣጎዓዒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ በረራ ልዕሊ 1 ሚሊየን ቢልቃጥ ክታበት 19 ኣጎዓዒዙ። እቲ ክታበት ካብ ቤጅንግ ናብ ዋና ከተማ ዚምባቡዌ ዋና  ብኣዲስ ኣበባ ኣቢሉ ከምዘጎዓዓዘ ተገሊፁ። ብተመሳሳሊ ትማሊ ካብ ቻይና ንኢትዮጵያ ዝተለገሰ 300 ሺሕ…

ባንኪ ዓለም ኢትዮጵያ ንዝተትሓዘ ሸቶ ኣቕርቦት ኤሌክትሪክ ዝውዕል ናይ 500 ሚሊየን ዶላር ልቓሕ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኻዊ ማሕበር ልምዓት ባንኪ ዓለም ኣብ ኢትዮጵያ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2025 ንዝተትሓዘ ሸቶ ኣቕርቦት ኤሌክትሪክ ዝውዕል ናይ 500 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ ልቓሕ ኣፅዲቑ። መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 10 ዓማውቲ ብመርሃ ግብሪ ሓይሊ…

ኣብ ትግራይ መምርሒ ዝተመሓየሸ መተግበሪ ኣዋጅ ህፁፅ ግዘ ሕላፍ ሰዓትን ገደብን ተግባራዊ ምዃን ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ትግራይ ንኣርባዕተ ኣዋርሕ ኣብ ስራሕ ኣብ ዝፀንሐ ኣዋጅ ህፁፅ ግዘ ሕላፍ ሰዓትን ገደብን መመሓየሺን መተግበሪ ኣዋጅን ብምድላው ተግባራዊ ምዃን ከምዝጀመረ ኮማንድ ፖስት እቲ ጊዚያዊ ምምሕዳር ኣፍሊጡ። ኣባል እቲ ኮማንድ ፖስትን ሓላፊ ቢሮ ፍትሒ…

ተስፋ ዝቖረፀ ኦነግ ሽኔ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዘነፃፀረ መጥቃዕቲ ፈፂሙ-ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ተስፋ ዝቖረፀ ኦነግ ሽኔ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ዘነፃፀረ መጥቃዕቲ ፈፂሙ እንትብል ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ኦሮሚያ ኣፍሊጡ። ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣራርሳ መርዳሳ፥ ኣብ ዞባ ምዕራብ ወለጋ ወረዳ ባቦ ጋምቤል ቀበሌ ቦኔ ትማሊ ምሸት ኣስታት…

ሚኒስትራት ገንዘብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ቀጠናዊ ምትሕብባርን ስራሕቲ ከባቢያዊ ልምዓትን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ገንዘብ ሃገራት ቀርኒ ኣፍሪካ ኣብ ቀጠናዊ ምትሕብባርን ስራሕቲ ከባቢያዊ ልምዓትን ተዛቲዮም። ሚኒስቴር ገንዘብ ከምዝበሎ፥ እቲ ዘተ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘጋጥሙ ዘለዉ ፈተናታት ጉዳያት ኢኮኖሚ ብፍላይ ለበዳ ኮሮና ዘስዓቦ ቅልቅላው ኢኮኖሚን…

336 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)336 ዜጋታት ካብ ስዑዲ ዓረብ ናብ ሃገሮም ትማሊ ተመሊሶም። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ምስ ካልኦት ተሓባበርቲ ኣካላት ብምዃን ኣብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስ ሰፊሕ ስራሕ ይስራሕ ከምዘሎ ዝፍለጥ ኢዩ። ተወካሊ…

ብ8100 ንህዳሰ ግድብ ዝኸውን ልዕሊ 88 ሚሊየን ብር ደገፍ ገንዘብ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ዝሓለፉ 8 ኣዋርሕ ብሓፂር መልእኽልቲ ሞባይል 8100 ንዓብዪ ህዳሰ ግድብ ኢትዮጵያ ዝኸውን ልዕሊ 88 ሚሊየን ብር ደገፍ ገንዘብ ከምዝተገበረ ተገሊፁ። ዳይሬክተር ኮሚዩኒኬሽን ሚዲያ ቤት ፅሕፈት ርክብ ህዝቢ ምትሕብባር ህዝባዊ ተሳትፎ እቲ ግድብ…

ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ትማሊ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ ካብ ዓውዲ ወፃእ ከምዝተወሰደ ኣፍሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣቐባሊ ቃል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ዲና ሙፍቲ ትማሊ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ብምድሃብ ኣብ ዝሃብዎ ምላሽ ካብ ዓውዲ ወፃእ ከምዝተወሰደ ኣፍሊጦም። እቲ ዝተውሃበ መግለፂ ስዒቡ “ህዝብታት ኢትዮጵያን ኤርትራን ብፌዴሬሽን ክወሃዱ ኢዮም…

ኣብ ከባቢ መንበሪ ገዛ ፕሬዚዳንት ኒጀር ተዅሲ ከምዝተሰምዐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍቢሲ)ኣብ ኒጀር ከባቢ መንበሪ ገዛ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ተዅሲ ከምዝተሰምዐ ተገሊፁ። እቲ ተዂሲ ን30 ደቓይቕ ዝፀንሐ እንትኸውን፥ እቲ ተዅሲ ዕልዋ መንግስቲ ክኸወን ከምዝኽእል ማዕኸናት ዓለም ይፅብፅባ ኣለዋ። እታ ሃገር ኣብ ቀረባ እዋን ምርጫ…