Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2022

ኢትዮጵያ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ባሕሪ ዝፍፀም ገበን ንምክልኻል ከምእትሰርሕ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መሪሕነት ኢንሼቲቭ ቀይሕ ባሕሪ ብምውሳድ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ባሕሪ ዝፍፀም ገበን ንምክልኻል ከምእትሰርሕ ተገሊፁ። ብምትሕብባር ዓለም ለኸ ትካል ፖሊስ (ኢንተርፖል) ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ  ኣብ ባሕሪ ዝፍፀም ገበን ንምክልኻል ዘኽእል…

ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ንዘለዉ ተጎዳእቲ ማዕረ ትኹረት ክህብ ይግባእ- ኣይተ ደመቀ መኮንን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበረሰብ ዓለም ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እዛ ሃገር ንዘለዉ ተጎዳእቲ ማዕረ ትኹረት ክህብ ይግባእ ከብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ኣይተ ደመቀ ምስ ኣብ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት…

ጀመርቲ ሰብዋና ፈጠራ ንምሕጋዝ ዘኽእል ኣዋጅ ይሰናዳእ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀመርቲ ሰብዋና ፈጠራ ንምሕጋዝን ንምብርትታዕን ዘኽእል ኣዋጅ እናተሰናደአ ምዃኑ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ። ዳይሬክተር ጀነራል ዘፈር ምርምርን ኢኖቬሽንን እቲ ሚኒስቴር ሰላምይሁን ኣደፍርስ ከምዝገለፁዎ፥ ጀመርቲ ሰብዋና ፈጠራ ስራሕቶም…

ካብ መዳርግቲ ልምዓት ዝርከብ ሃፍቲ ብጎንፂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት እግሪ ንምትካል ንምውዓል ዘኽእል ግልፂ ኣሰራርሓ ከምዝትግበር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ካብ መዳርግቲ ልምዓት ዝርከብ ሃፍቲ ብጎንፂ ንዝተጎድኡ ዜጋታት እግሪ ንምትካል ንምውዓል ዘኽእል ግልፂ ኣሰራርሓ ከምዝትግበር ሚኒስቴር ገንዘብ ገሊፁ። መድረኽ ዘተ ኣፈፃፅማ ስራሕ ፍርቂ ዓመት መሰረታዊ ኣቕርቦት ኣገልግሎት ፌዴራል፣ ክልላትን…

ኣብ ዞባ ወላይታ ክልተ ኣስናን ኣብቊሉ ዝተወለደ ህፃን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢሲ)ኣብ ዞባ ወላይታ ቀዳማይ ብርኪ ሆስፒታል ገሱባ ክልተ ኣስናን ዘብቆለ ህፃን ከምዝተወለደ እቲ ሆስፒታል ኣፍሊጡ። መካየዲ ስራሕ እቲ ሆስፒታል ዶክተር ፀጋዬ እንድሪያስ ከምዝገለፁዎ፥ ትማሊ ምሸት ክልተ ኣስናን ዘለዎ ህፃን ከምዝተወለደን እዚ ክስተት…

ደቂኣንስትዮ ኣብ ሰዓታት ንግሆ ኣካላዊ ምንቅስቓስ እንተሰሪሐን ዝያዳ ስብሒ ሰብነተን ክቃፀል ዝሓሸ ዕድል ኣሎ-መፅናዕቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝበለፀ ውፅኢት ዝርከብሉ ሰዓታት ምንቅስቓስ ኣካላት ንደቂ ኣንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ዝተፈላለየ ከም ዝኾነ ሓደ ኣብ ኣመሪካ ዝተኻየደ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ። ኣብቲ መፅናዕቲ፥ ደቂኣንስትዮ ኣብ ሰዓታት ንግሆ ኣካላዊ ምንቅስቓስ እንተሰሪሐን ዝያዳ ስብሒ…

ሃገራዊ መድረኽ ዘተ “ስለ ኢትዮጵያ” ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ መድረኽ ዘተ "ስለ ኢትዮጵያ" “ኢትዮጵያ እናሰዓረት ክትሳገር ኢያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ሃረር ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ሓበራዊ ክብሪታት ኢትዮጵያ ንህልውና ሃገር ኣብ ዘለዎም ግደ ዘድሀቡ ሰለስተ መፅናዕታዊ ፅሑፋት…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዝቐፅል ዕለተ ሓሙስ ናብ ቼናይ በበራ ክጅምር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ በቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ዝቐፅል ዕለተ ሓሙስ ናብ ህንዲ፣ ቼናይ በበራ ክጅምር ኢዩ። እቲ በረራ ኣብ ሰሙን ሰለስተ ጊዘ ከመዝካየድ ተገሊፁ። መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ 116 ዓለም ለኸን 23 ናይ ውሽጢ ዓዲን በረራ ከምዝገብር ካብተ መገዲ…

ፕሬዚዳንት ሬሲፕ ታይፕ ኤርዶሃን ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ቱርኪ ንኽደራደሩ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ታይፕ ኤርዶሃን ሩሲያን ዩክሬንን ኣብ ኢስታምቡል ንምድርዳር ድሉው ከምዝኾኑ ኣፍሊጦም። ኤርዶሃን ክልቲአን ሃገራት ኣብ ክቢ ጠረጴዛ ንኽደራደራ ሕቶ ዘቕረቡ፥ ትማሊ ንፕሬዚዳንት ሩሲያ ቭላድሚር ፑቲን ብስልኪ ኣብ ዘመሓለለፉዎ…

ኣብ ሰበታ ዝተሃንፀ ፋብሪካ ኮካኮላ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰበታ ዝተሃንፀ ፋብሪካ ኮካኮላ ተመሪቑ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ፥ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ ኣይተ መላኩ ኣለበል፣ ኣባገዳታትን ኣመራርሓ እቲ ትካልን ተረኺቦም። ብሃብታሙ ተ/ስላሴ