Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2021

ሌተናል ጄኔራል ታደሰ ወረደ ሓዊሱ  ኣብ ልዕሊ 19 ኣባላትን ኣመራርሓን ህወሓት  እገዳ ተነቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ግንቦት ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሌተናል ጄኔራል ታደሰ ወረደ ሓዊሱ  ኣብ ልዕሊ 19 ኣባላትን ኣመራርሓን ህወሓት  ቀወምቲ ንብረታት እገዳ ከምዝተነበረ ግብረ ሓይሊ ደሕንነትን ፀጥታን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ግብረ ሓይሊ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ከምዝበሎ፥ …

ካብ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ሸሊኹ ዝወፅአ ኢሎም ዘመሓላልፍዎ ድምፂ ፍፁም ሓሶት ኢዩ-ፓርቲ ብልፅግና

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካብ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ሸሊኹ ዝወፅአ ኢሎም ዘመሓላልፍዎ ድምፂ ፍፁም ሓሶት ኢዩ ክብል ፓርቲ ብልፅግና ገሊፁ። እቲ ፓርቲ ናይ ሓሶት ሓበሬታ ብምውዛዕ ዝፍለጡ ሚዲያታት ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ዝተኻየደ ኣኼባ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ…

ቤት ምኽሪ ኣማኻሪ ፖሊሲ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣብ ሰለስተ ዓውዲታት ዘፅንዖም መፅናዕቲታት ንዘተ ምኽረ ሓሳብ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ኣማኻሪ ፖሊሲ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ኣብ ሰለስተ ዓውዲታት ዘፅንዖም መፅናዕቲታት ንዘተ ምኽረ ሓሳብ ኣቕሪቡ። እቲ ቤት ምኽሪ ካብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት፣ ትካላት ምርምርን መፅናዕቲን ምሁራት ዓውዲ ውልቀ ዘካተተ እንትኸውን፥ ፖሊሲታት ንፈጠራ…

ሴናተር ኣሜሪካ ጂም ኢንሆፍ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ሴናተር ግዝኣት ኦክላሆማ ፓርቲ ሪፐብሊካን ኣሜሪካ ጅም ኢንሆፍ ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣቀባብላ ዝገበርሎም እንትኾኑ፤ “ፈታዊ ኢትዮጵያ ዝኾኑ ሴናተር ዩናይትድ ስቴትስ ጂም ኢንሆፍ ናብ ካልአይቲ ቤቶም ዝኾነት ኢትዮጵያ እንኳዕ…

ኣብ ኖርወይ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኢድ ኣእታውነት ሃገራት ወፃኢ ብምቅዋም ሰልፊ ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኖርወይ ዝነብሩ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን ኢድ ኣእታውነት ሃገራት ወፃኢ ብምቅዋም ሰልፊ ኣካይዶም። ኣብ ከባቢ ኦስሎ ነበርቲ ዝኾኑ ኢትዮጵያውያንን ትውልደ ኢትዮጵያውያንን፥ መንግስቲ ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ኢ-ፍትሓዊ ብዝኾነ…

ዓለማዊ ትምባሆ ዘይሰሓበሉ ዕለት ብብርኪ ኢትዮጵያ ንመበል 29 ጊዘ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ዓለማዊ ትምባሆ ዘይሰሓበሉ ዕለት ብብርኪ ኢትዮጵያ ንመበል 29 ጊዘ ይኽበር ኣሎ። እቲ ዕለት “ትንባሆ ይስሕቡ? እዚ ደው ንምባል ቁርፀኛ ይኹኑ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ። ሚኒስቴር ጥዕና እቲ ዕለት ኣመልኪቱ ከምዝበሎ፥ ትንባሆ…

ቀ/ሚ ቤንጃሚን ኔታንያሁ ልፍንታዊ መንግስቲ ምጥያሽ ንድሕነት እስራኤል ሓደጋ ከምዝኾነ ኣጠንቂቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚንስትር ቤንጃሚን ኔታንያሁ እቲ ኣብ እስራኤል ሓድሽ ልፍንታዊ መንግስቲ ንምምስራት ተታሒዙ ዘሎ ውጥን ሓደጋ ድሕነት እታ ሃገር ክኸውን ከምዝኽእል ኣጠንቂቖም። የማናይ ክንፊ ፖለቲከኛታት ነቲ ስምምዕ ከይቕበሉ ዝሓተቱ እቶም ቀዳማይ…

ኢድ ኣእታውነት ሃገራት ወፃኢ ብምቅዋም ሃገራዊ ሓድነት ምሕላው የድሊ-ቅዱስ ሲኖዶስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ኢትዮጵያ ንሽዱሽተ መዓልታት ከካይዶ ዝቐነየ ጉባኤ ዛዚሙ። እቲ ቅዱስ ሲኖዶስ ኣብ ዘሳለጦ ጉባኤ፥ ኣብ ምንጋስ ሰላም እታ ቤተክርስቲያን፣ ሃገራዊ ድሕንነት፣ ካብ መረበቶም ብዛዕባ ዝተመዛበሉ ዜጋታት፣…

ፅዕንቶ ወፃኢ ንምፅዋር ዳያስፖራ ገንዘቡ ብሕጋዊ መገዲ ብምልኣኽ ግድኡ ክዋፃእ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስ ውሳነ ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ኣሜሪካ ብዝተዛመደ ዝፍጠሩ ፅዕንቶታት ወፃኢ ንምፅዋር ዳያስፖራ ገንዘቡ ብሕጋዊ መገዲ ብምልኣኽ ግድኡ ክዋፃእ ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ውሳነ ቤት ዕዮ ሚኒስቴር ጉዳይ ወፃኢ ኣሜሪካ ስዒቡ ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ…

ብዘይሕጋዊ መገዲ እንትዘዋወር ዝነበረ ዶላር፣ ዩሮን ፓውንድን ተታሒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)መበገሲኡ ኣዲስ ኣበባ ብምግባር ብዘይሕጋዊ መገዲ እንትዘዋወር ዝነበረ ዶላር፣ ዩሮን ፓውንድን ተታሒዙ። ብሓበሬታ ሕብረተሰብን ብክትትል መምርሒ ፖሊስ ሻሸመኔን እቲ ዝተትሓዘ ሸርፊ ወፃኢ 44 ሚሊየን በር ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቲ 473 ሺሕን 770…