Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

January 2022

ኣብ ኣቢያተ ማእሰርቲ ስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ኣተሓሕዘኦም ብዝዓባ ዝመሓየሸሉ ጉዳይ ዝምልከት ልዝብ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ዝተመርሐን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስታራሕን መራሕቲ ትካላት ሃይማኖትን ዝተውፃእፀአ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ስዑድ ዓረብ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ኣካይዱ። ዕላማ ጉዕዞ እቲ ጉጅለ ልኡኽ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ብዝበለፀ…

ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ንህዝቢን መንግስቲን ቻይና መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ሓዱሽ ዓመት ኣመሓላሊፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒትር ኣቢይ ንህዝቢን መንግስቲን ቻይና ሓዱሽ ዓመት ቻይና ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ ሰናይ ትምኒት ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ሓዱሽ ዓመት ቻይና ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ቻይና ኣብ ኣፀጋሚ እዋን ንኢትዮጵያ…

ሰራዊትና ውሽጣዊ ሓድነቱ ከጠንክር ይግባእ – ጀነራል ባጫ ደበሌ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ጀነራል ባጫ ደበሌ ኣብ ዋና መምርሒ መሃንዲስ ምክልኻል እዋን ፃንሒቶም ዝዛዘሙን ልዑል ኣፈፃፅማ ዘመዝገቡን ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል ዕቤት መዓርግ ኣብ ዝሃቡሉ እዋን እቲ ሰራዊት ውሽጣዊ ሓድነቱ ከጠንክር ከምዘለዎ ኣገንዚቦም:: “ናይ ውሽጢን ደገን…

ኣይተ ሙስጠፌ ምስ ልኡኻት መተሓባበሪ ሰብኣዊ ሓገዝ ምብራቕ ኣፍሪካ ኣብ ውሕመ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ብመተሓባበሪ ሰብኣዊ ሓገዝ ምብራቕ ኣፍሪካ ዳንኤል እንድሪስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ተዛቲዮም። ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ኣብቲ ዘተ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ኣብቲ ክልል ዘጋጠመ ድርቂ…

ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵ 13 ሚሊየን ዶዝ ክታበት ኮቪድ_19 ለጊሰን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ሕብረት ኣውሮፓ ንኢትዮጵ 13 ሚሊየን ዶዝ ክታበት ኮቪድ_19 ለጊሰን። ካብ ሞንጎ ሓገዝ ዝገበራ ሃገራት ፈረንሳይ፣ ፊንላንድ፣ ዴንማርክ፣ ግሪክ፣ ጣልያንን ስዊድንን ይርከበኦ፡፡ እቲ ዝተገበረ ሓገዝ፥ ሚኒስቴር ጥዕና ኣብ መላእ ሃገር…

ሕብረት ኣፍሪካ ንቡርኪናፋሶ ካብ ኣባልነት ኣጊዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ)ሕብረት ኣፍሪካ ንቡርኪናፋሶ ካብ ኣባልነት ከምዝኣገዳ ኣፍሊጡ። እቲ ሕብረት፥ ኣብ ቡርኪናፋሶ ወታደራዊ ሓይሊ ዕልዋ መንግስቲ ምክያዱ ስዒቡ ኢዩ ነታ ሃገር ካብ ኣባልነተ ኣጊዱዋ ዘሎ፡፡ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ቡርኪናፋሶ ብዝተኻየደ ዕልዋ መንግስቲ…

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ዞባ ኪልበቲ ረሱ ኣብ ልዕሊ ንፁሃን እናብፀሖ ዘሎ ጨፍጫፍ ዝቃወም ሰልፊ ኣብ ሰመራ-ሎግያ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበርቲ ከተማ ሰመራ-ሎግያ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ክልል ዓፋር ዞባ "ኪልበቲ ረሱ" እናፈፀሞ ዘሎ ጨፍጫፍ ምፅናት ዘርኢ ዝኹንን ሰልፊ ይካየድ ኣሎ። እቶም ነበርቲ እቲ ጉጅለ ኣብ ነበርቲ ዞባ ኪልበቲ ረሱ ኣብ ልዕሊ ዕሸላት፤ ደቂ ኣንስትዮን…

መድረኽ ህንፀት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)መድረኽ ህንፀት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። “ምምራፅ - ተለዊጥካ ሃገር ምልዋጥ” ብዝብል ርእሲ ነዚ ዕላማ ኣብ ዝተሰናደአ ሰነድ ብምድሃብ ኢዩ ልዝብ እናተገበረ ዝርከብ። ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዕላማን…

ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ብዝተኻየዱ ውድድራት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተዓወትቲ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መወዳእታ እዚ ሰሙን ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓለም ብዝተኻየዱ ውድድራት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓወት ቀኒዑዎም። ኣብ ጀርመን ካልስሩህ ቱር ውድድር ጉያ ውሽጢ ገዛ ዓለም ብ3 ሺሕ ሜትሮ ደቂ ተባዕትዮ በሪሁ ኣረጋዊ ቀዳማይ ወፂኡ፡፡ ኣብ…

ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 28 ቢሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ኣብ ሽዱሽተ ኣዋርሕ 28 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ። ዋናፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬሕይወት ታምሩ፥ ኣፈፃፅማ ስራሕ እቲ ኩባኒያ ኣመልኪተን መግለፂ ሂበን። እተን ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኣብ መግለፂአን ከምዝበለኦ፥ እቲ…