Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

April 2020

መንግስቲ ካብ 1997-2007 ዓ.ም ውዝፍ ዕዳ ግብሪ ንዘለዎም ትካላት ቢዚነስ ዕደኦም ምስራዝ ሓዊሱ ካልኦት ውሳነታት ፖሊሲ ከምዝገበረ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ለበዳ ቫይረስኮሮና ኣብ ልዕሊ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ዘስዕቦ ኣሉታዊ ፅዕንቶ ምንካይ ዘኽእሉ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ፖሊሲ ከምዘመሓላለፈ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ዶክተር ኢዮብ ተካልኝ ገሊፆም። እቶም ውሳነታት ምስ ውዙፍ ውሳነታት ልቓሕ…

ኢትዮጵያ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምቁፅፃር ዓሊሙ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝጀመሮ ተበግሶ ትድግፍ ኢያ – ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምቁፅፃር ዓሊሙ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ዝጀመሮ ተበግሶ ከምእትድግፍ ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን። ኢትዮጵያ ፈንድ ኮቪድ-19 ዘስዕቦ ሓደጋ ንምቁፅፃር ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ንምድጋፍ ብምሕሳብ በዓል…

ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ብቫይረስኮሮና ዝተትሓዙ ሰባት 131 በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት 1 ሺሕን 408 ሰባት ምርማራ ላቦራቶሪ ቫይረስከኮሮና ከምዝተገበረሎም ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ከምዝበልኡ፥ ካብቶም ምርመራ ዝተገበረሎም ሓደ ሰብ በቲ ቫይረስ…

ጀርመን ቫይረስኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ዘብፅሖ ጉድኣት ንምቕናስ ዘኽእል ማዕቐፍ ደገፍ 4 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጀርመን ቫይረስኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ዘብፅሖ ጉድኣት ንምቕናስ ዘኽእል ማዕቐፍ ደገፍ 4 ነጥቢ 3 ቢሊየን ብር ዕላዊ ከምዝገበረት ሚኒስትር ምትሕብባር ኢኮኖሚን ልምዓትን  እታ ሃገር ጀርድ ሙለር ኣፍሊጦም። እቶም ሚኒስትር፥ ሃገሮም ኣብዚ ኣፀጋሚ እዋን…

ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ምርጫ ብዝምልከት ዘቕረቦ ውሳነ ሓሳብ ብዝርዝር ንምርኣይ ናብ ቀዋሚ ኮሚቴ ተመሪሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ሎሚ መዓልቲ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣሳሊጡ። እቲ ባይቶ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ኣብ ዘሳለጦ ኣኼብኡ፥ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ሎሚ ዘበን ዝሳለጥ ሓፈሻዊ ምርጫ ብዝምልከት ዘቕረቦ ውሳነ ሓሳብ ርእዩ። ኣካቢት እቲ…

“ንግስተ ነገስት ዘኢትዮጵያ” ብዝብል መፀውዒ ንባዕላ ዝሰየመት እህተ ማርያም ብዝብል ስም እትፅዋዕ ውልቀ ሰብ ኣብ ቁፅፅር ሕጊ ከምዝወዓለት ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሚያዝያ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)“ንግስተ ነገስት ዘኢትዮጵያ” ብዝብል መፀውዒ ንባዕላ ዝሰየመት እህተ ማርያም ብዝብል ስም እትፅዋዕ ውልቀ ሰብ ትማሊ ምሸት ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓለት ኮሚሽን ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። እታ ውልቀ ሰብ ህፁፅ ግዜ ኣዋጅ ብዝፃረር መገዲ ብስም እምነት…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ደረጀኦም ዘይሓለዉ ልዕሊ 33 ሺሕ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፍልፍሎም ዘይተፈለጠን ደረጀኦም ዘይሓለዉን ልዕሊ 33 ሺሕ መሸፈኒ ገፅ(ማስክ)ን 4 ሺሕን 452 ሊትሮ መንፅሂ ኢድ ዛኒታይዘራትን ተታሒዞም። በዓል መዚ ቁፅፅርን ምምሕዳርን ጥዕና ምግቢን ኣፋውስን ኣዲስ ኣበባ፥ ቫይረስ ኮሮና ናብ ኢትዮጵያ ምእታዉ…

መኸተ ቫይረስ ኮሮና ናይ ሓደ እዋን ወፍሪ ተገይሩ ክርአ የብሉን – ግብረ ሓይሊ ምክልካል ቫይረስ ኮሮና ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መኸተ ቫይረስ ኮሮና ናይ ሓደ እዋን ወፍሪ ተገይሩ ክርአ ከምዘይግባእ ንኡስ ኮሚቴ ግብረ ሓይሊ ምክልካል ቫይረስ ኮሮና ክልል ትግራይ ገሊፁ። እቲ ዝወፀ ድንጋገ ህፁፅ እዋን እናተጥሓሰ ከምዝርከብን መንግስቲ እቲ ድንጋገ ኣብ ዘየኽብሩ ኣካላት ስጉምቲ…

ኣብ ዩኒቨርሲቱ ኣኽሱም ኣብ ፈሊኻ መፅንሒ ዝነበሩ164 ተጓዓዝቲ ካፍቲ ቫይረስ ናፃ ስለዝኾኑ ነናብ ስድረኦም ተሰዲዶም።

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዩኒቨርሲቱ ኣኽሱም ኣብ ፈሊኻ መፅንሒ ክትትል ዝግበረሎም ካብ ሞንጎ ዝግበረሎም ዘሎ 467 ተጓዓዝቲ እቶም 164 ካፍቲ ቫይረስ ናፃ ስለዝኾኑ ነናብ ስድረኦም ተሰዲዶም። ዩኒቨርሲቱ ኣኽሱም፥ ሕብረተሰብ ካብ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምሕላው…

ኣብ ሞሮኮ ብኣማኢት ዝቑፀሩ እሱራት ብቫይረስ ኮሮና ተለኺፎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞሮኮ ልዕሊ 300 እሱራት ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተለኸፉ ተገሊፁ። ኣብ ሞሮኮ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ብዙሓት ሰባት ከምዘለዉ ክፍለጥ ዝኸኣለ፥ ኣብታ ሃገር ብዝተገበረ ኣልማሚት ምርመራ እሱራት ኢዩ። እቲ ምርመራ ንኽጅመር ቀንዲ ምኽንያት…