ሓይሊ ባሕሪ ሩሲያ ኣብ ቀረባ እዋን ሓደሽቲ ሃይፐርሶኒክ ሚሳኤላት ከምዝዕጠቕ ፕሬዚዳንት ፑቲን ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ባሕሪ ሩሲያ ኣብ ቀረባ እዋን ሓደሽቲ ሃይፐርሶኒክ ሚሳኤላት ከምዝዕጠቕ ፕሬዚዳንት ፑቲን ኣፍሊጦም።
ከም ቅዱስ ፒተርስበርግን ክሮንሽታትን ዝበላ ዓበይቲ ናይ ወደብ ከተማታት ሩሲያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተኻየደ በዓል ሓይሊ ኣየር ተረኺቦም መደረ…