Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

August 2020

መርሃ ግብሪ ልምዓት መንበሪ ኣባቲ 20/80ን 40/60ን ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መርሃ ግብሪ ልምዓት መንበሪ ኣባቲ 20/80ን 40/60ን ከምዝቕፅልን ዓቕሚ ዘለዎም ሰባት ድማ ብማህበር ተወዲቦም ገዛ ክሃንፁ ዝደልዩ ተመዝገብቲ ብናፃ ሊዝ መሬት ከምዝሀዋቦምን ቢሮ ንምዓት ገዛውቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ሓላፊት እቲ…

ሩሲያ ካብ ወርሒ መስከረም ጀሚራ ክትባት ቫይረስ ኮሮና ክተከፋፍል ምዃና ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሩሲያ ካብ ወርሒ መስከረም ጀሚራ ክትባት ቫይረስ ኮሮና ብስፍሓት ክተከፋፍል ምዃና ሚኒስትር ጥዕና እታ ሃገር ሚኻኤል ሙራሽኮ ኣፍሊጦም። ሩሲያ ልዕሊ 25 ሚሊየን ህዝቢ ዓለም ንዘጥቀዐ ቫይረስ ኮሮና ዝኸውን ክትባት ከምዝረኸበት ዕላዊ ምግባራ ይዝከር።…

ዓውዲ ግብርና ንምቕያር ግደ ምህዞ ዘፈር ውልቀ ኣድላዪ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓውዲ ግብርና ኢትዮጵያ ንምቕያር ግደ ምህዞ ዘፈር ውልቀ ኣድላዪ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም። ኣብ ኢኮኖሚ መሓውራዊ ለውጢ ንምምፃእ ይስርሐሉ ካብ ዘሎ ሓደ ዓውዲ ግብርና ከምዝኾነ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ…

መንግስቲ ሱዳን ኣብ ዳርፉር ምስ ዝርከቡ ዓመፅቲ ስምምዕነት ሰላም ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ሱዳን ኣብ ዳርፉር ምስ ዝርከብ ዋና ጉጅለ ዓመፅቲ ኣብ ስምምዕነት ሰላም ምብፅሑ ተገሊፁ። እቲ ስምምዕነት ኣብ ሞንጎኦም ን17 ዓማውቲ ዝዘለቐ ጎንፂ ናብ ናይ መወዳእታ ምዕራፍ ዘምፅእ ኢዩ ተባሂሉ። እቲ ስምምዕነት ከይዲ ድርድር…

ሕብረት ኣውሮፓ ንኣባል ሃገራት ኢጋድ 60 ሚሊየን ዩሮ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት መከላኸሊ ቫይረሰ ኮሮና ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንኣባል ሃገራት በይነ መንግስታት ልምዓት ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) 60 ሚሊየን ዩሮ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት መከላኸሊ ቫይረሰ ኮሮና ሓገዝ ገይሩ። እተን ሃገራት ኮቪድ-19 ንምክልኻል ኣብ ዝግብረኦ ምንቅስቓስ ንምሕጋዝ ዝውዕል…

ኣብ ልዕሊ ኣይተ ልደቱ  ክሲ ክሳብ ዝምስረት መርማሪ ፖሊስ ንክወሃቦ ዝሓተቶ ተወሳኺ ጊዜ  ቤት ፍርዲ ውድቂ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣  25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ) መርማሪ ፖሊስ ኣብ ልዕሊ ኣይተ ልደቱ ኣያሌው ከካይዶ ዝፀንሐ ምርመራ ምዝዛሙ ብምግላፅ ዓቃቤ ሕጊ ክሲ ክሳብ ዝምስርት ተወሳኺ 14 መዓልቲ ይወሃበኒ ከብል ንቤት ፍርዲ ዝሓተተ እንትኸውን፥ ቤት ፍርዲ እቲ ሕቶ ኣግባብነት የብሉን ክብል ውድቂ ገይሩ።…

ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ኣብያተ ፅሕፈት ዝተፈላለያ ክልላት ስልጠና ይወሃቦም ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ኣብያተ ፅሕፈት ዝተፈላለያ ክልላት ስልጠና ይወሃቦም ኣሎ። እቲ ስልጠና ኣብ ክልላት ኣምሓራ፣ ሶማሌ፣ ደቡብ፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ጋምቤላን ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋን ንዝርከቡ ኣመራርሓታት እቲ ፓርቲ ኢዩ ዝወሃብ…

ንኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ዞባ ፌዴራል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንኣመራርሓታት ፓርቲ ብልፅግና ዞባ ፌዴራል ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ስልጠና ይወሃብ ኣሎ። እቲ ስልጠና ንተኸታተልቲ ሓሙሽተ መዓልቲታት ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ኣብ ውሽጢ መሓውር ፌዴራል ካብ ሚኒስትር ክሳብ ምክትል ዳይሬክተር ዘለዉ ልዕሊ 420…

165 ኢትዮጵያውያን ካብ ሊባኖስ ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሊባኖስ ብመስራሕቶም በደልን ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰልን፣ ጉድኣት ኣካልን ስነ-ኣእምሮን ዝበፅሖም ከምኡ እውንምግብን መፅሊን ስኢኖም ዝነበሩ 165 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ኣብ ሊባኖስ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ጄኔራል ምስ ማሕበር…

ኣብ ሓዱሽ ስርዓት ትምህርቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ እንትውድኡ ሰብ ሞያታት ክኾኑ ኢዮም – ሚኒስቴር ትምህርቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ሓዱሽ ስርዓት ትምህርቲ ተምሃሮ 12 ክፍሊ እንትውድኡ ሰብ ዋናታት ሞያ ከምዝኾኑ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ። ሚንስትር ትምህርቲ ዶክተር ጌታሁን መኩሪያ፥ ኣብ ውሽጢ ሓፈሻዊ ዓውዲ ትምህርቲ ንኹሎም ተምሃሮ ኩለመዳይ ትምህርቲ ሞያ ብመሃብ…