ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋወዊ መገዲ ዝተገጠሙ ቆፃሪታት ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መጋቢት ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከባቢ ገርጂ ጎሮ ፍሉይ ስሙ ኣሳማ እርባታ ተባሂሉ ኣብ ዝፅዋዕ ከባቢ 17 ቆፃሪታት ብዘይሕጋወዊ መገዲ ተገጢሞም ከምዝተረኸቡ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢዮጵያ ኣፍሊጡ። ብዘይሕጋወዊ መገዲ ተገጢሞም ዝተረኸቡ ቆፃሪታት ምስ ዝወድኡዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ምስ ኮሞሮስ ንዘለዋ ርክብ ልዑል ቦታ ትህብ ኢያ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ኮሞሮስ ኣዛሊ ኣሱማኒን ዘቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ዘተ ኣብ ክልቲኣዊ፣ ዞባዊን ኩለ መዳይን ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ኢዩ።…
ቢዝነስ ዲጂታል ዕዳጋ ነዳዲ ኣብ መዐደሊታት ነዳዲ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ Dest Teka Mar 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዲጂታል ዕዳጋ ነዳዲ ኣብ መዐደሊታት ነዳዲ ኣዲስ ኣበባ ተጀሚሩ። 1 ሰነ 2015 ዓ.ም ድማ ኣብ መላእ ሃገር ዲጂታል ዕዳጋ ነዳዲ ክጅምር ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ኣለሙ ስሜ(ዶ/ር) ተዛረቦም። ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣምባሳደር ፈረንሳይ ኣብ ኢትዮጵያ ሬሚ ማሪሾ ተዛቲየን፡፡ ሓፍቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ዝኾነት ከተማ ሊዮን ብተወሳኺ፤ ምስ ካልኦት ከተማታት ፈረንሳይ ኣብ ቱሪዝም ከተማ ብሓባር ዝስረሐሎም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 7ይ ጉባኤ በዓል መዚ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብን መዳርግቲ ኣካላት ክልልን ፌደራልን ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)7ይ ጉባኤ በዓል መዚ ትካላት ሲቪል ማሕበረሰብን መዳርግቲ ኣካላት ክልልን ፌደራልን ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዶክተር ኢንጂነር ነጋሽ ዋጌሾ፣ ዋና ተፀዋዒ መንስቲ ኣይተ ፀጋዬ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሸሞንተ ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሸሞንተ ሰባት ሓሊፉ። ኣብ ዞባ ጌዴኦ ከተማ ወናጎ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ፥ ህይወት ሰለስተ ሰባት እንትሓልፍ ኣብ ልዕሊ 10 ሰባት ጉድኣት በፂሑ፡፡ እቲ ሓደጋ ትማሊ ምሸት ከባቢ ሰዓት 12 ካብ ያሎ ናብ ኣዲስ ኣባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ዝተመዝገቡ ውፅኢታት ንምጥንኻር ብቑርፀኝነት ከምዝሰርሕ ተገሊፁ Dest Teka Mar 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኣብ ከይዲ ለውጢ ዝተመዝገቡ ውፅኢታት ንምጥንኻር ብቑርፀኝነት ከምዝሰርሕ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ ቤልጂጌ ገሊፆም። ኣይተ ተስፋዬ፥ ኣብ ዝሓለፉ 5 ‘ማውቲ ኣብ ዓውዲ ፖለቲካ ዝተሰርሑ ስራሕቲ በዝምልከት መብርሂ…
ቴክኖሎጂ ሩሲያዊ ጠፈርተኛ ሰርጌ ሰቨርቺኮቭ ዘለዎ ልምዲ ንኢትዮጵያውያን ኣካፊሉ Dest Teka Mar 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያዊ ጠፈርተኛ ሰርጌ ሰቨርቺኮቭ ዘለዎ ልምዲ ንኢትዮጵያውያን ምሁራንን ተምሃሮ ዩንቨርስቲን ኣካፊሉ። እወንታዊ ልምዲ ህዋ ሳይነስ ሩሲያ ጠመተ ዝገበረ ልውውጥ ልምዲ ኣብ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ዩንቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ተሳሊጡ። እቲ መርሃ ግብሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ መንበሪ ገዝአን ምድላው ኣፍጥር ኣካይደን Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ፆም ረመዳን ምኽንያት ብምግባር ኣብ መንበሪ ገዝአን ምድላው ኣፍጥር ኣካይደን። ኣብቲ ስነ-ስርዓት፥ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ሼክ ሃጂ ኢብራሂም፣ ኣባላት እቲ ቤት ምኽሪን ኣቦታት እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኲናት ዝተጎድኡ ዜጋታት መሊስካ ብምጥያሽ ዘላቒ ሰላም ንኸዓስል ምርብራብ ከምዝግባእ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Mar 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሰሜን ኢትዮጵያ ብዝነበረ ኲናት ዝተጎድኡ ዜጋታት መሊስካ ብምጥያሽ ዘላቒ ሰላም ንኸዓስል ምርብራብ ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ኣብ ዳግመ ህንፀት ብትኳር ምስ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ባህርዳር ይዝቲ ኣሎ፡፡ ኣብቲ መድረኽ ዘተ…