Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

November 2022

መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኢጋድ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሱዳን ካርቱም እናተኻየደ ዝፀንሐ መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ትካል ልምዓት በይነ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ)  ዋና ፀሓፊ እቲ ትካል ዶክተር ወርቅነህ ገበየሁ ዘቕረቡዎ ፀብፃብ ብምፅቕ ተዛዚሙ። እቲ ቢት ምኽ…

1 ሺሕን 85 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሰለስተ ዙር ዝተሳለጠ በረራ ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ፀገም ዝነበሩ ዙጋታት ናይ ምምላስ ስራሕ 1 ሺሕን 85 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም። ተመለስቲ ዜጋታት ግቡእ ክንክን ብምግባር ናብ ዝተሰናደአሎም ማእኸል መፅንሒ ክኸዱ…

ብሰለስተ ኣንፈታት ናብ ክልል ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ ይጓዝ ኣሎ – ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግሥት

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ህፁፅ ሰብኣዊ ሓገዝ ንዘድልዮም ዜጋታት ንምብፃሕ ምስ ዓለም ለኸ ትካላት ልምዓት ብምትሕብባር ብሰለስተ ኣንፈታት (ኮሪደራት) ናብ ትግራይ ሰብኣዊ ሓገዝ እናጓዓዓዘ ከምዝርከብ ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግሥት ኣፍሊጡ። እቲ ኣገልግሎት…

ክርስቲያኖ ሮናልዶ ናብ ጋንታ ስዑድ ዓረብ ኣል ናስር ንምፅምባር ምስምዕምዑ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖርቹጋላዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምጥቃዕ  ክርስቲያኖ ሮናልዶ ናብ ጋንታ ስዑድ ዓረብ ኣል ናስር ንምፅምባር ምስምዕምዑ ይንገር ኣሎ። ፀብፃብ ሚረርን ደይሊ ሜይልን ከምዝሕብሮ÷ ሮናልዶ ኣብ ዓመት 173 ሚሊየን ዩሮ ከምዝኽፈሎን እዚ ድማ ሮናልዶ ክባር…

ኤጀንሲታ ውሕመ 54 ሺሕን 400 ሰባት ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀክት ዕላዊ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኤጀንሲታ ውድብ ሕሕቡራት መንግስታት ኣብ ክልላት ኦሮሚያን ሶማሌን ዝተመዛበሉን ብሓደጋ ዝተጎድኡን ዜጋታት ብዘላቕነት ንምጥያሽ ዝውዕል ፕሮጀክት 18 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይሮም። ኣብ ክልቲአን ክልላት ንኣርባዕተ ዓማውቲ ዝፀንሕ መርሃ…

መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኢጋድ ኣብ ካርቱም ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ትካል ልምዓት በይነ መንግስታት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ሱዳን ካርቱም ይሳለጥ ኣሎ። ኣብ መኽፈቲ መርሃ ግብሪ መደረ ዘስምዑ ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ÷ ኢጋድ ኣብቲ ዞባ ሰላምን ምርግጋእን…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኬንያ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዳያስፖራ ጉዳይን ኬንያ ኣልፍሬድ ሙቱዋ ተዛቲዮም። እቶም ሚኒስትራት ጎድና ጎድኒ ኣብ ካቱም እናተኻየደ ዝርከብ ኣኼባ ኣብ ዝገበሩዎ ልዝብ÷…

ኣብ 2013/14 ብዝተሰርሐ ግምታዊ ስልሒት ኣብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 617 ሺሕ ሰባት ምስ ኤች ኣይ ቪ ቫይረስ ይነብሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2013/14 ብመሰረት ዝተሰርሐ ግምታዊ ስልሒት ኣብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 617 ሺሕ ሰባት ኤች ኣይ ቪ ቫይረስ ኣብ ደሞም ከምዝርከብ ተገሊፁ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ÷ ኣከባብራ ዓለም ለኸ መዓልቲ ኤድስ ቀን ኣመልኪተን መግለፂ ሂበን።…

ኢትዮጵያን ደቡብ ሱዳንን ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ፕ/ር ብርሃኑ ነጋ ምስ ሚኒስትር ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ፣ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ደቡብ ሱዳን ጋብርኤል ቻንግሰን ቻንግን ስምምዕነት ምትሕብባር ተፈራሪሞም። ሚኒስትር ብርሃኑ ነጋ ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ÷ እቲ ስምምዕነት ኢትዮጵያ…

ኣሜሪካ ሰሜን ኮሪያ ሚሳኤል ቅድሚ ምውንጫፋ ቅድመ መጠንቀቕታ ዝህብ ስርዓት ክትዝርግሕ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሰሜን ኮሪያ ሚሳኤላት ቅድሚ ምውንጫፎም ቅድመ መጠንቀቕታ ክህብ ዝኽእል ስርዓት ክትዝርግሕ ምዃና ኣሜሪካ ኣፍሊጣ። ትማሊ መቐመጢኡ ኣብ ዋሸንግተን ዝገበረ ሚቼል ዝተብሃለ ትካል ምርምር ኣየርን ጠፈርን ኣሜሪካ÷ ኣብቲ ዓውዲ ምስ ዝምልከቶም ኣካላት…