ኣብ ትግራይ ንመኸተ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ዝዉዕል ሒሳብ ቁፅርታት ባንኪ መተኣኻኸቢ እቶት ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግብሪ ሓይሊ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ንመኸተ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ዝዉዕል ሒሳብ ቁፅርታት መተኣኻኸቢ እቶት ሰለስተ ባንኪ ዕላዊ ገይሩ።
ብመሰረት እዚ፦
ሽም አካውንት፥ ቫይረስኮሮና ምክልኻል ድጋፍ መተኣኻኸቢ አካውንት ትግራይ ቢሮ…