ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ን1 ሺሕ ተፈናቐልቲ መራሕቲ ስድራ ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ብሰንኪ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ነዝተመዛበሉ ኣብ ግዚያዊ መፅለሊ ደባርቕ ንዝርከቡ 1 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ድጋፍ ገይሩ። ኣብቲ ማሕበር ኣተሓባባሪ ቅርንጫፍ ጎንደር ኣይተ ኣታለል ታረቀኝ ንግዜኢ ከመዝበልዎ፥ ነቶም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓፋር ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ድጋፍ ይገብር ምህላዉ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓፋር ንዝተፈናቐሉ ዜጋታት ህፁፅ ሓገዝ ምግቢ ይገብር ምህላዉ ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣፍሊጡ። ኣብቲ ክልል ለዕሊ 112 ሺሕ ተፈናቐልቲ ከምዘለዉ ዝገለፀ እቲ ትካል፥ ን30 ሺሕ ዜጋታት ድጋፍ ምግቢ ይገብር ከምዘሎ ገሊፁ። ኣብ ሓሙሽተ…
ቢዝነስ ኣብ ዱባይ ኤክስፖ 2020 ኢትዮጵያ ብዝማዕበሉ ቅርስታትን ካልኦትን ዕድላት ብምትኳር ከምእትሰርሕ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዱባይ ኤክስፖ 2020 ኢትዮጵያ ብዝማዕበሉ ቅርስታትን ካልኦትን ዕድላት ብምትኳር ከምእትሰርሕ ተገሊፁ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ንግዲን ኢንዱስትሪን ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣረጋ ምስ ኤሜሬትስ ኒውስ ኤጀንሲ ኣብ ዝገበርዎ ፃንሒት፥ ኣብ ዱባይ…
ቢዝነስ ባንኪታት ካብ ዝእክበኦ ዝተፃረየ ዕቋር ኣብ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ንኸቐምጣ ዝግደዳሉ መጠን መጠባበቒ ካብ 5 ሚኢታዊ ናብ 10 ሚኢታዊ ክብ ክብል ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ 1 መስከረም 2021 ጀሚሩ ባንኪታት ካብ ዝእክበኦ ዝተፃረየ ዕቋር ኣብ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ንኸቐምጣ ዝግደዳሉ መጠን መጠባበቒ ካብ 5 ሚኢታዊ ናብ 10 ሚኢታዊ ክብ ክብል ከምዝተወሰነ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 24 መስከረም መንግስቲ ከምዝጣየኝ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ፥ መንግስቲ ፌዴሪኢ ሓምሻይ ዓመት ዘመን ስራሕ ዛዚሙ ሻድሻይ ዓመት ንምጅማር ምድላው ምዝዛሙ ገሊፆም። እቲ ቤት ምኽሪ 24 መስከረም 2013 ዓ.ም መነግስቲ ከምዘጣይሽ ተዛሪቦም። እቲ ቤት ምኽሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ንምድምሳስ ጥምረት ተዋጋእቲ መካናይዝድን እግረኛን ርኡይ ታራ ኣለዎ – ብርጋዴር ጀነራል ብርሃኑ ጥላሁን Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ህወሓት ንምድምሳስ ጥምረት ተዋጋእቲ መካናይዝድን እግረኛን ርኡይ ታራ ከምዘለዎ ኣዛዚ ቀዳማይ ኮር እዚ ሰሜን ምዕራብ ብርጋዴር ጀነራል ብርሃኑ ጥላሁን ገሊፆም። ግብረ ራዕዲ ህወሓት ንኢትዮጵያ ከፍርስ ኢየ ብዝብል ሕልሚ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ናይ ሰመራ ዩኒቨርሲቲ ንተፈናቐልቲ ድጋፍ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሰመራ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ዓፋር ክልል ወረዳ በራህሌ ንዝርከቡ ንተፈናቐልቲ ወገናት ናይ ምግቢ ሓገዝ ገይሩ። ምክትል እቲ ዩንቨርስቲ ፕሬዝዳንት ዶክተር አብዱረህማን ከደር ሓዊሱኣመራርሓ እቲ ዩንቨርስቲ ኣብቲ ቦታ ብምኻድ እቲ ረድኤት ከምዘብፅሑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኡጋንዳ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ንሃገር መከላከያ ሰራዊት ዘለዎም ድጋፍ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኡጋንዳ ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ንሃገር መከላከያ ሰራዊት ዘለዎም ድጋፍ ገሊፆም። እቶም ኢትዮጵያውያን ብኣሸባሪ ህወሓት ጉጅለ ትዕቢት ዝተኸፈተና ወረራ ንምምካት ኣብ ግንባር እናተዋደቐ ምስ ዘሎ ናይ ሃገር መከላከያ ሰራዊት ጎኒ ደው ከምዝብሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ኣድሂቦም ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ልደታ ዝነብሩ ተወለድቲ ትግራይ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ተተሓሓዝቲ ጉዳያት ኣድሂቦም ተዛቲዮም። ኣብቲ መድረኽ ዘተ፥ ኢትዮጵያ ካብ ውሽጢን ወኢን ዝገጠማ ፈተና ዝምልከት መበገሲ ፅሑፍ ቀሪቡ፡፡ ተሳተፍቲ እቲ ብግደኦም ንሕና ተጋሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሃረር ዝካየድ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ብትኹረት ይስራሕ ኣሎ – ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል Gebremariam Weldegerima Aug 31, 2021 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሃረር ዝካየድ መረፃ ብሰላም ንኽዛዘም ብትኹረት እናተሰርሐ ከምዝርከብ ምምሕዳር ሰላምን ፀፅታን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ኣብቲ ክልል ዝርከቡ ኣመራርሓታት ኣካላት ፀፅታን መንግስቲን ኣብቲ ክልል ዝካየድ መረፃ ሰላማዊን ፍትሓዊን ኮይኑ ክዛዘም…