Fana: At a Speed of Life!
Monthly Archives

May 2020

ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ሰባት ልዕሊ 1 ሺሕ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሽሕን 34 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላቦራቶሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተተሓዙ ተወሰኽቲ 95 ሰባት ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ካብ’ቶም በቲ ቫይረስ ምትሓዞም ዝተረጋገፁ እቶም 94…

ኣብ ትግራይ ንምትካል ፈልሲ ዝውዕል 25 ሺሕ ሄክታር መሬት ብ“ጂፒኤስ” ብምፍላይ ከምዝተዳለወ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሎሚ ዘበን ኣብ እዋን ክረምቲ ንዝትከል ፈልሲ ዝውዕል 25 ሺሕ ሄክታር መሬት ብዘመናዊ መሳርሒ “ጂፒኤስ” ናይ ምፍላይ ስራሕቲ ወሲኹ ዝተፈላለዩ ምድላዋት ከምዝተወገኑ ቢሮ ልምዓት ገፀርን ሕርሻን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኣጠቓቕማ ልምዓት…

ፕሬዚዳንት ትራምፕ ሃገሮም ምስ ውድብ ጥዕና ዓለም ዘለዋ ርክብ ኣቋሪፀምዎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ሃገሮም ምስ ውድብ ጥዕና ዓለም ዘለዋ ርክብ ከም ዘቋረፅዎ ኣፍሊጦም። እቶም ፕሬዚዳንት ዝሃብዎ ውሳነ፥ ውድብ ጥዕና ዓለም ንቻይና ተሓታቲት ለበዳ ቫይረስኮሮና ኣይገበራን ካብ ዝብል ዝብገስ ኢዩ ተባሂሉ። ቻይና…

ምርጫ ብዝምልከት ንዝቐረበ ሕቶ ዝተውሃበ ውሳነ ሓሳብ ናብ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጉባኤ ምፅራይ ጉዳያት ሕገ መንግስቲ ፌዴሪኢ ብምኽኒያት ለበዳ ሕማም ኮቪድ 19 ምርጫ ብእዋኑ ክካየድ ዘይምኽኣሉ ከምኡ'ውን ዘበን ስራሕ ኣብያተ ምኽሪን ኣፈፀምቲ ኣካላትን ኣመልኪቱ ካብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ንዝቐረበሉ ሕቶ ትርጉም ሕገ መንግስቲ…

400 ሚሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ኣብ ከተማ ዱከም ዝተሃንፁ ፕሮጀክትታት ልምዓት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)400 ሚሊየን ብር ወፃኢ ብምግባር ኣብ ከተማ ዱከም ዝተሃንፁ ፕሮጀክትታት ልምዓት ትማሊ ተመሪቖም። ቁፅሪ እቶም ፕሮጀክትታት 48 እንትኾኑ፥ ምክትል ፕሬዚዳንትን ኣተሓባባሪት ክላስተር ኢኮኖሚን ክልል ኦሮሚያ ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ ኣብ ዝተረኸባሉ…

ንልዕሊ 170 ሰብ ሃፍቲ መሬት ንምርኽኻብ ውዕሊ ኢንቨስትመንት ከምዝተኣሰረ ኮሚሽን ኢንቨስትመንትን ሰደድን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ ግ21 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብዚ ዓመት ኣብ ዝተፈላለያ ገፀር ወረዳታትን ከተማታትን ትግራይ ንልዕሊ 170 ሰብ ሃፍቲ መሬት ንምርኽኻብ ውዕሊ ኢንቨስትመንት ከምዝተኣሰረ ኮሚሽን ኢንቨስትመንትን ሰደድን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ኮሚሽን ኢንቨስትመንትን ሰደድን ክልል ትግራይ…

ሓረስቶት ዞባ ማእኸል ትግራይ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት መስኖ ይነጥፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሓረስቶት ዞባ ማእኸል ክልል ትግራይ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት መስኖ ይነጥፉ ከምዘለው ተገሊፁ። ስራሕቲ ልምዓት መስኖ ነጥቢ መቐይሮ መነባብሮን ድርቂ ዝፃወር ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ልምዓት ምዃኑ ኣብቲ ስራሕ ዝተዋፈሩ ሓረስቶት ሓቢሮም።…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣብ መላእ ሃገር ዘሎ ዓቕሚ ምርመራ ኮቪድ-19 ተጠናኺሮ ቅቕፅል ከምዝግባእ ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮቪድ-19 ንምክልኻል ዝተጣየሸን ብቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ኣቢይ ኣሕመድ ዝምራሕን ኮሚቴ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣኼባ ኣካይዱ። እቲ ኮሚቴ፥ ክሳብ ሕዚ ኣብ ዝተኻየዱ ስራሕቲ ኣድሂቡ ብምዝታይ ከይዲ ተግባራቱ እውን ተገምጊሙ ኢዩ። ሚኒስቴር…

ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጉንበት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ዋና ዳይሬክተር ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ዴቪድ ቤስሌይ ተዛቲዮም። ኢትዮጵያ ሰብኣዊ ሓገዛት ብምትሕብባር እናተፃወተቶ ብዛዕባ ትርከብ ግደን ኣብ ሓገዝ ትልሚ ሓምለዋይ ዓሸራ እዚ ዓመትን ኣድሂቦም ምዝታዮም እቶም…

ኣብ ኢትዮጵያ ተወሰኽቲ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ 137 ሰባት ተረኺቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ግንቦት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ኣብ ልዕሊ 5 ሺሕን 15 ሰባት ብዝተገበረ ምርመራ ላብራቶሪ ኣብ ሓደ መዓልቲ ጥራሕ 137 ተወሰኽቲ ብቫይረስኮሮና ዝተለኸፉ ከምዝተረኸቡ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ። ብመሰረት እዚ ክሳብ ሐዚ ብዝተገበረ ምርመራ ቁፅሪ እቲ…