Fana: At a Speed of Life!

ሓይሊ ባሕሪ ሃንደበታዊ ውሑጅ ዘስዕቦ ሓደጋ ንምክልኻል ተዋፊሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓይሊ ባሕሪ ኣብ ምብራቕ ኢትዮጵያ ዝዘንብ ዘሎ ሓያል ማይ ስዒቡ ዘጋጠመ ሃንደበታዊ ውሑጅ ዘስዕቦ ሓደጋ ቀዲሙ ንምክልኻል ናብቲ ከባቢ ተዋፊሩ።

ኮሚሽነር ኮሚሽን ሓደጋ ስግኣት ኣመራርሓ ስራሕ ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም (ዶ/ር)፥ ነቲ ሓይሊ ባሕሪ ኣቀባብላ ገይሮም።

ኣባላት እቲ ሓይሊ ባሕሪ ዝሰርሕዎ ስራሕ ንክሰምር ኣድላዪ ምትሕብባር ከምዝግበረሎም እውን ተዛሪቦም።

ኣብ ክልል ሶማሌ ዞባ ሸበሌ ኣብ ዝርከባ ወረዳታት ዘጋጠመ ሓደጋ ውሑጅ ሙያዊ ብቕዓቱ ብምጥቃም ስርሑ ከምዝሰርሕ ዘለዎም እምነት ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.