Fana: At a Speed of Life!

መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባት ህዝብታት ምኽኒያት ብምግባር ሃገራዊ ሲምፖዚዬም ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 18 መዓልቲ ብሄራት፣ ብሄረሰባት ህዝብታት ምኽኒያት ብምግባር ሃገራዊ ሲምፖዚዬም ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ይሳለጥ ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ፥ ሚኒስትራት፣ ኣመራርሓ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን፣ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ካልኦት ኣጋይሽን ተረኺቦም።

”ኮንሶሲዬሽናል ዴሞክራሲ፤ ፅንስ ሓሳባዊ ወሰንን ኢትዮጵያዊ ኣተሓሳስብኡን” ብዝብል ርእሲ ዝተዳለወ መፅናዕታዊ ፅሑፍ ንዘተ ቀሪቡ።

ኣብቲ መድረኽ ብሄር ተኮር መፅቀጥትቲ ብዘየስዕብ መገዲ ናብ ዴሞክራሲ ንምስጋር ናይ ሰልጣን ምክፋል ሰልቲ ምጥቃም ከምዘድሊ ተሓቢሩ።

ብመላኩ ገድፍ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.