Fana: At a Speed of Life!

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 1 ሺሕን 445 ጉዕዞ ሓጅ ብዕዉት መገዲ ንምፍፃም ዘኽአል ምድላው ከምዝገበረ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መበል 1 ሺሕን 445 ጉዕዞ ሓጅ ብዕዉት መገዲ ንምፍፃም ዘኽእል ምድላው ከምዝገበረ ገሊፁ።

እቲ ፍሉይ ምድላው ንተኸታተልቲ ዓመታት ዝተገበረ ከምዝኾነ ኣብቲ መገዲ ኣየር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ናብ ከተማታት ጂዳ፣ መዲና፣ ሪያድን ደማምን ኣብ ዘሙን 35 በረራ መንገደኛታት ይገበር ከምዘሎ ገሊፁ።

ብተወሳኺ ሽዱሽተ በረራታት ፅዕነት ይገብር ከምዘሎ ሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.