Fana: At a Speed of Life!

ማሕበር ቀይሕ መስቀል ን1 ሺሕ ተፈናቐልቲ መራሕቲ ስድራ ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣  25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ብሰንኪ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ነዝተመዛበሉ ኣብ ግዚያዊ መፅለሊ ደባርቕ ንዝርከቡ 1 ሺሕ መራሕቲ ስድራ ድጋፍ ገይሩ።

ኣብቲ ማሕበር ኣተሓባባሪ ቅርንጫፍ ጎንደር ኣይተ ኣታለል ታረቀኝ ንግዜኢ ከመዝበልዎ፥ ነቶም ተፈናቀልቲ ናይ ምግቢን ናውቲን ደገፍ ኢዩ ተገይሩሎም።

ድጋፍ ዝተገበረሎም ካብ ዓዲ ኣርቃይ፣ ማይ ፀብሪን ዛሬማን ዝተመዛበሉ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

ካብቲ ዝተገበረ ድጋፍ ንኣዶታትን ህፃናትን ዝከወን 338 ካርቶን ሓይሊ ወሃቢ ብስኩት ከምዝርከቦ ተገሊፁ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.