Fana: At a Speed of Life!

ማንቸስተር ሲቲ ሻምፒዮና ፕሪሜርሊግ እንግሊዝ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ሻምፒዮና ፕሪሜርሊግ እንግሊዝ 2023/24 ኮይና።

ሎሚ መዓልቲ ፍፃኡ ዝረኸበ ውድድር ፕሪሜርሊግ እንግሊዝ 2023/24÷ ማንቸስተር ሲቲ ንዌስትሃም 3 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ኢያ ሻምፒዮና ምዃና ክተረጋግፅ ክኢላ ዘላ፡፡

ሻምፒዮን ናይ ምዃን ዕድል ዝነበራ ጋንታ ኣርሰና ንኤቨርተን 2 ን 1 ብዝኾነ ውፅኢት ትስዓር እምበር ሲቲ ነጥቢ ብዘይ ምድርባያ ካልአይቲ ብምዃን ዛዚማ፡፡

ብመሰረት እዚ ማንቸስተር ሲቲ 91 ነጥቢ ብመሓዝ እንትትዛዝም÷ አርሰናል ብ89 ነጥቢ ካልአይቲ ብመሓዝ ውድድራ ዛዚማ፡፡

ጋንታታት ሸፊልድ ዩናትድ፣ በርንለን ሉተንን ናብ ታሕተዋይ ዲቪዥን ዝወረዳ ጋንታታት ኢየነን፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.