Fana: At a Speed of Life!

ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ናብ ጂቡቲ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀደማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ናብ ጂቡቲ ኣምሪሖም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ጂቡቲ እንትበፅሑ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጂቡቲ በርሃኑ ፀጋየን ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁን(ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይረሙሎም።

ኣብታ ሃገር ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት፥ ኣብ መበል 41 ፍሉይ ጉባኤ መራሕቲ ኢጋድ ከምዝሳተፉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.