Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ካብ ኩሎም ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ካብ ኩሎም ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ምስ ዝተውፃእፅኡ ተወከልቲ ዘቲዮም።

እቲ ዘተ ኣብ እዋናዊ ዛዕባታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ ገሊፆም።

ኣብቲ ክልል ምስ ዝተፈላለዩ ክፋላት ማሕበረሰብ ኣብ ቀረባ እዋን ናይ ዝተገበሩ መድረኻት ዘተ መቐፀልታ ከምዝኾነ ድማ ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.