Fana: At a Speed of Life!

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ቤት ፅሕፈት ቼክ ሪፐብሊክ ብቀዳማይ ሚኒስትር እታ ሃገር ፔትር ፊያላ ዕላዊ ኣቀባብላ ተገይሩሎም።

ክልቲኦም መራሕቲ ዝገበርዎ ዘተ፥ ኣብ ዓውዲ ምክልኻል ሃገር ዝፀንሐ ምትሕብባር ክልቲአን ሃገራት ንምስፋሕ ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ኣብ ዓውዲ  ግብርና፣ ልምዓት ዕደናን ቱሪዝም ዘሎ ምትሕብባር ንምጥንኻር መውሳኖም ኣብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስተር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ቀዳማይ ሚኒስትር ቼክ ሪፐብሊክ ፔትር ፊያላ ኣብ ዝሓለፉ ሰሙናት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዝገበሩ አንትኾኑ፥ ምስ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) መዝታዮም ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.