Fana: At a Speed of Life!

ቀ/ሚ ቤንጃሚን ኔታንያሁ ልፍንታዊ መንግስቲ ምጥያሽ ንድሕነት እስራኤል ሓደጋ ከምዝኾነ ኣጠንቂቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚንስትር ቤንጃሚን ኔታንያሁ እቲ ኣብ እስራኤል ሓድሽ ልፍንታዊ መንግስቲ ንምምስራት ተታሒዙ ዘሎ ውጥን ሓደጋ ድሕነት እታ ሃገር ክኸውን ከምዝኽእል ኣጠንቂቖም።

የማናይ ክንፊ ፖለቲከኛታት ነቲ ስምምዕ ከይቕበሉ ዝሓተቱ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥  መራሒ ሕሉፍ ብሄርተኛ ናፍታሊ ቤነት ምስ መሪሕነት ሰልፊ ማእኸላይ መርገፂ ዘለዎ ያሪ ላፒድ ንምዝርራብ ድልው ምዃኑ ምስ ኣፍለጠ’ዩ ተባሂሉ።

ላፒድ ክሳብ ረቡዕ ሓድሽ ልፍንቲ መንግስቲ ክምስርት ትፅቢት ይግበር።

እዚ ዕውት ክኸውን እንተኺኢሉ ድማ ቀዳማይ ሚንስትር ቤንጃሚን ኔታንያሁ ሓላፍነቶም ከምዝገትእ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.