Fana: At a Speed of Life!

ብድሙቕ ስነ ስርዓት ዝተኸበረ መዓልቲ ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት በዓል ብሰላም ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሶማሌ ከተማ ጅግጅጋ ብድሙቕ ስነ ስርዓት ዝተኸበረ መዓል ብሄር ብሄረሰባት ህዝብታት በዓል ብሰላም ከምዝተዛዘመ ከንቲባ ከተማ ጅግጅጋ ኣይተ ዚያድ ኣብዲ ገሊፆም።

ኣብቲ በዓል ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ምክትል ፕሬዚዳንት ውድብ ብልፅግና ኣደም ፋራህ፣ ርእሳነ ምምሕዳር ክልላትን ከንቲባታት ምምሕዳር ከተማታትን፣ ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተወከልቲ ብሄራት ብሄረሰባትን ተረኺቦም።

እቲ በዓል “ብዙሕነትን ማዕርነትን ንሃገራዊ ሓድነት” ዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዝነበሩ ተገሊፁ።

ካብ 25 ሕዳር 2016 ዓ.ም ክኽበር ዝፀንሐ እቲ በዓል ብሰላም ምዝዛሙ ተገሊፁ።

ብመላኩ ገድፍ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.