Fana: At a Speed of Life!

ብ180 ሚሊየን ዶላር ተግባራዊ ዝግበር ዓውዲ ግብርና ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ180 ሚሊየን ዶላር ተግባራዊ ዝግበር ዓውዲ ግብርና ዕላዊ ኮይኑ።

እቲ ፕሮጀክት ብፋውንዴሽን ቢልና ሚሊንዳ ጌትስ  ኣቢሉ ዝትግበር ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)፥ እቲ ፕሮጀክት ኣብ ክልል ትግራይ፣ ሲዳማ፣ ኦሮሚያ፣ ሶማሌን ዓፋር ተግባራዊ ዝግበር ኢዩ ኢሎም።

ኣብቶም ክልላት ዘሎ ኩነታት ደርቂ ብምቅላስ ብልምዓት መስኖ ውፅኢታዊ ምዃን ንኽከኣል፣ ሓረስቶት ካብ ፕሮጀክት እቲ ሚኒስቴር ተረባሕቲ ንክኾኑ መንግስቲ ጠመተ ሂቡ ክሰርሕ ኢዩ ኢሎም።

እቲ ፕሮጀክት ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ዕላዊ ንክኸውን ተዓሊሙ ዝተጀመረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ብጥላሁን ይልማ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.