Fana: At a Speed of Life!

ትካል “ብሄራዊ ጀግኖችና ህፃናት ኣምባ” ንዋና መምርሒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ናውቲታት ሕክምና ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል “ብሄራዊ ጀግኖችና ህፃናት ኣምባ” ካብ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኻዊ ትካላት ዝረኸቦ ናውቲታት ሕክምና ንዋና መምርሒ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣረኪቡ

ምክትል ኣካቢ ቦርድ እቲ ትካል ሻለቃ ተስፋዬ ወንድሙ፥ ንሓላፊ ዋና መምርሒ ጥዕና ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ሌተናል ጀነራል ጥጋቡ ይልማ ኣረኪቦም።

እቲ ደገፍ ኣብ መላእ ሃገር ንዝርከቡ ሆስፒታላት ሰራዊት ምክልኻል ከውዛዕ ኢዩ ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.