Fana: At a Speed of Life!

ነበር ፕሬዚዳንት ላይቤሪያ ኤለን ጆንሰን ሰርሊፍ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ላይቤሪያ ኤለን ጆንሰን ሰርሊፍ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ገይረን።

ኣብ እዋንዑደተን ድማ ዓወት ዓድዋ ዓወትን ኩርዓትን ኩሎም ኣፍሪካውያን ከምዝኾነ ገሊፀን፡፡

ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ምግባረን ከምዝተሓጎሳ ብምግላፅ ነቲ ስራሕ ከምዝነኣዳ እውን ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበበ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ እዋን ዑደት ገለፃ ገይረን፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.