Fana: At a Speed of Life!

ናይ ሰመራ ዩኒቨርሲቲ ንተፈናቐልቲ ድጋፍ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣  25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ናይ ሰመራ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ዓፋር ክልል ወረዳ በራህሌ ንዝርከቡ ንተፈናቐልቲ ወገናት ናይ ምግቢ ሓገዝ ገይሩ።

ምክትል እቲ ዩንቨርስቲ ፕሬዝዳንት ዶክተር አብዱረህማን ከደር ሓዊሱኣመራርሓ እቲ ዩንቨርስቲ ኣብቲ ቦታ ብምኻድ እቲ ረድኤት ከምዘብፅሑ ተገሊፁ።

ናይ ሰመራ ዩኒቨርሲቲ ኣብ ልዐሊ ህዝቢ ዓፋር ዘንፀላለወ ዝተፈላለዩ ፀገማት ብዝተፀንዐ መልክዑ ይፈትሕ ከምዘሎ ካብቲ ዩንቨርስቲ ፌስ ቡክ ገፅ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.