Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ኣህጉራዊ ዞባ ናፃ ንግዲ ጥንኩር ተሳትፎ ንምግባር ምድላው ትገብር ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣህጉራዊ ዞባ ናፃ ንግዲ ኣፍሪካ ጥንኩር ተሳትፎ ንምግባር ዘኽእል ምድላው እናበረት ምዃና ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ፡፡

ምስ ኣህጉራዊ ዞባ ናፃ ንግዲ ዝተራኸበ ምንቅስቓስ ጉሙሩኽ ንምስላጥ ዘበናዊ ኣሰራርሓ እናተዘርገሐ ከምዝኾነ ኣብቲ ኮሚሽን ዳይሬክተር ታሪፍን ስራሕ ሃገርን ካሳዬ ኣየለ ገሊፆም፡፡

ኣብቲ ኣህጉራዊ ዞባ ናፃ ንግዲ  ናይዚ ኣሰራርሓ ተግባራዊ ምዃን ድማ ኣብ ምትሕልላፍን ዕድጊትም ኣቑሑት ብቐሊሉ ቁፅፅርን ክትትልን ንምግባር ዘኽእል ከምዝኾነ ንግዜኢ ተዛሪቦም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.