Fana: At a Speed of Life!

ኢንተርናሽናል ኣርቢትር ባምላክ ተሰማ ዋና ዳኛ ብምዃን ፀወታ ፍፃመ ሻምፒንስ ሊግ ኣፍሪካ ክመርሕ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ )ኢንተርናሽናል ኣርቢትር ባምላክ ተሰማ ዋና ዳኛ ብምዃን ፀወታ ፍፃመ ሻምፒንስ ሊግ ፍሪካ ክመርሕ ኢዩ።

እቲ ፀወታ ኣል ኣህሊ ምስ ዋይዳድ ካዛብላንካ ዝገብርዎ ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ኮንፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) ከምዝገለፆ፥ እቲ ፀወታ 4 ሰነ ኢዩ ክካየድ።     

ቀፃሊ ፀወታ ድማ 11 ሰነ ዝካየድ እንትኸውን፥ ሊቢያዊ ዳኛ ኢብራሂም ሙታዝ ነቲ ፀወታ ብዋና ዳኛነት ክመርሕዎ ኢዮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/detailsኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1 ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.