Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ስልጠና ዝርከቡ ሓለፍቲ ስራሕ ፕሮጀክታት ልምዓት ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ዝተፈላለያ ክልላት ዝተውፃእፅኡን ኣብ ማእኸል ስልጠና ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡን ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓትን ዓበይቲ ፕሮጀክታን ዑደት ገይሮም፡፡

ፋብሪካ እንጀራ ለሚ፣ ማእኸል ኢንተርናሽናል ኮንቬንሽን ኣዲስ፣ ማእኸል ዕዳጋታት ፍርያታት ሕርሻ፣ ፕሮጀክት ሙዚየም ዓድዋ ዜሮ ዜሮን ፕሮጀክታት መገዲን በቶም ሰልጠንቲ ዑደት ዝተገበረሎም ኢዮም።

ካብዚ ብተወሳኺ ሓምለዎት ልምዓታት መካፈልቲ መገዲ ከምኡ እውን እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣብ 90 መዓልቲታት ሃኒፁ ንነበርቲ ዘረከቦም መንበሪ ኣባይቲ ከምዝተዓዘቡ ካብ ኮሙኒኬሽን እቲ ምምሕዳር ዝረኸብናዮ ሓሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.