Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ካብ ናይ ገዛ ግብሪ ልዕሊ 6 ቢሊየን ብር ኣታዊ ተኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2016 ካብ ናይ ገዛ ግብሪ ልዕሊ 6 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝተኣከበ ቢሮ እቶት እታ ከተማ ኣፍሊጡ።

ሓላፊ ቢሮ እቶት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣደም ኑሪ ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ልዕሊ 448 ሺሕ ዝኾኑ ሰባት ናይ ገዛ ግብሪ ከፊሎም።

ቅድሚ ሕዚ ኣብቲ ዓውዲ እናተኣከበ ዝነበረ ካብ 300 ሚሊየን ብር ዘይበልፅ ከምዘነበረ ዝገለፁ እቶም ሓላፊ÷ ኣብዚ ሕዚ እዋን 6 ነጥቢ 45 ቢሊየን ብር ምእካብ ከምዝተኽኣለ ተዛሪቦም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.