Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኩሎም ዞባታት ወለጋ ሰላም ይረጋገፅ ከምዘሎ ማእከላዊ እዚ ዳሎል ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣርባዕቲኦም ዞባታት ወለጋ ይውገን ብዘሎ ተግባራት ምኽባር ሕጊ ሰላም ይረጋገፅ ከምዘሎ ማእከላዊ እዚ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዳሎል ገሊፁ።

ኣብ ዝሓለፉ ኣዋርሕ ኣብ ዞባ ምብራቕ፣ ምዕራብ፣ ቄሌመን ሆሮ ጉድሩን ወለጋ ኣብ ልዕሊ እቲ ግብረ ራዕዲ ጉጅለ ብመሰረት ዝተወሰደ ስጉምቲ ብዙሓት ከባቢታት ናፃ ምግባር ከምዝተኽኣለ ሓላፊ ስነ ልቦና እቲ እዚ ኮሎኔል ለቺሳ መገርሳ ገሊፆም።

እቲ ግብረ ራዕዲ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ እቲ ከባቢ ኣፀያፊ ተግባራት ብምፍፃም ልዑል ዕንወት ከመዘብፀሐ ንግዜኢ ተዛሪቦም።

ብተወሳኺ ምንቅስቓሳት ኢኮኖሚን ትምህርቲን ይህውኽ ከምዝነበረ ሓቢሮም።

ኣብቲ ዘሒ እዋን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ምስ ካልኦት ሓይሊታት ፀፅታ ብምዃን ብመሰረት ዝወሰዶ ስጉምቲ ምኽባር ሕጊ ኣብ ኩሎም ዞባታት ወለጋ ሰላም ይረጋገፅ ከምዘሎ ኣረዲኦም።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.